መጻኢ ዕድላት ኢትዮ-ኤርትራ፣ 26 ታሕሳስ 2018 – ብወዲ ባሻይ።

ኣብ ሓደ ሕማቕ ኣጋጣሚታት ባህርያዊ ጸጋታትካን ተፈጥሮኣዊ ኣቀማምጣኻን ክዘርዩኻ ከም ዝኽእሉ እዙ ናትና ኣብነትን  ከም ጭቡጥ መርኣያን መረዳእታን ይሕግዝ‘ዩ። <<መሰረተ-ምዕብልናታት ሓበሻ! ጎይታን ዋናን ኣኽሱመ-ኣዶሊስ ዝነበረ ሕብረተ-ሰብ፣ <<ፊደል ቀሪጹ፣ ብራና ኣንጺፉ፣ ቀለም ጠሚዑ፣ ምስ ቋንቁኡ ዘናበበ ሕብረተ-ሰብ። <<ክልቲኡ ዓበይቲ ሃይማኖታት ተቐቢሉ መንፈሳዊ እምነታቱ ዝዓቀበ ሕብረተ-ሰብ፣ <<ኣብ ዓለምና ታሪኻውን ጥንታውን ቅርስታት ዘበርከተ! ጥንታዊ ሕብረተ-ሰብ፣ ሎሚ ውሽጣዊ ጉዳያቱ […]

ብማዕዶ ንተቓወምቲ ምሕማይ የብቅዕ ሑሱም ኣጀንዳ ህግደፍ ተሰይሩ ክነቅዕ

ዝኸበርኩም ዝኸበርክን ብትውልዲ ኤርትራውያን የሕዋተይ ኣሓተይ ኤርትራ ሃገረ ሰማእታትና በዕጽምቶምን ብደሞምን  ከፊሎም ሃገር ዝገበርዋ እቲ ተንኮላት ናይ ኢሳያስ ብሰብዓታት ናይ ምትላል ዝጀመር እኖሆ ሎሚ ምቹእ ግዜ ተጸብዩ ንመንእሰያትና ኵናት ኣጊዱ ሓደ ፍርቂ ተካኢ ወለዶ ኣጽኒቱ፥ንስደት ከሙኡ ፍርቂ ተካኢ ወለዶ ኣሳፊሩ፥ ኤርትራ ካብ  ቤት ትምህርቲ ቤት ማእሰርቲ ዝበዝሔን ዝሰፍሔን ገይሩ ንኤርትራና ረሚሱዋ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ናይ […]