ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተወ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ብናጻ ኣካል ዝተማእከለ ሓድሽ ስምምዕ ይጠልብ

ኣብ ኣስመራ ድሕሪ ዝተኻየደ ስምምዕ፣ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተወ ዝተሓበረ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ብናጻ ኣካል ዝተማእከለ ሓድሽ ስምምዕ ከምዘድሊ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ብኦነግ- ሸኔ ዝፍለጥ ግንባር፣ ድሕሪ’ቲ ናይ ኣስመራ ስምምዕ፣ ኣብ ኤርትራ ዝጸንሑ ኣባላት ሰራዊቱ ናብ ኢትዮጵያ እኳ እንተስገሮም፣ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ካልእ ከባቢታትን ዝርከቡ ኣባላቱ ግና ዕጥቆም ከምዘይፈትሑ’ዩ ዝግለጽ። ዝርዝር ናይቲ ኣብ […]

ዝሓቶ ሰብ ዘይብሉ ናይ ኤርትራ ዕሉል ገበነኛ።

እቲ ብ1965 ብመንግስቲ ኢትዮጵያን፡ ናይ ኣመሪካ ጸጥታዊ ስለላ (CIA)ን: ነቲ ክካየድ ዝጸንሔ ኣንጻር መግዛእቲ ኢትዮጵያ፡ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንምፍሻል ዝተላእከ፡ ኢሳያስ ኣፈዎርቂ ዝተባህለ ዕሱብ ሰብ፡ ኣብ ሰውራ ኤርትራ፡ ተቓላሲ ተመሲሉ ካብ ዝተሓወሰላ ዕለት ጀሚሩ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብገርሁ ከሎ፡ ክምክቱኒ ይኽእሉ እዮም ኢሉ ንዝጠርጠሮም ብሉጻት ተጋደልቲ፡ ብኣብርሃም ተወልደ ጀሚሩ፡ ብርቱዕ ቅንጸላን፡ ኣዝዩ ሃሳዪ፡ ሃገራዊ ዕንወትን፡ […]

ናይ ኣለክሳንደር ፑሽኪን ሓወልቲ እንዳጸላእናስ። ሓወልቲ ጦር ሰራዊት???(ብ ኢዮብ ጞጃለ በይን)

ሰላም እታ ቅድሚ ኩሉ ነገር ቁልፊ ኮይና ናብ ጎደና ስልጣነ ምዕባሌን እተምርሕ ጥዋፍ ኢያ: ሰላም ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝብህግጋን ዝደልያን ኮቶ የለን:: እዞም ሻለቃ ዳዊት ግን ብጉልባብ ሰላም ተሸፍኖም ነቶም እንቢ ያለ ሰው ጥይት ኣጉርሰው እንዳበሉ ጡብ ኣዴታትና ዝቆረጹን ኣዳራሽ ህድሞታትና ዘቃጸሉን ብጃምላ ዘህሉቁና ዝነበሩ: ሓወልቲ ክንሰርሓሎም ኣሎና ክብሉ ኸለውስ ክሳብ ክንደይ ብምዓር ዝተሸፈነ መርዚ […]

ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኣላሊናዮ ዶ?

ሕጅስ ይኣክል ምድንጋር መን ምስ መን ኢዩ ሕጂ ኽዋጋእ፡ኹሉ ትምኒት ኢሰያስ ንህዝቢ ኤርትራ ምጽናት እምበር ዋላ ሐንቲ መዓልቲ ትኹን ንጽቡቅና ኣይተበገሰን፡ ስለዚ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ክንነቅሐሉን ክንቅረበሉን ዘለና እዋናት እናተቃረበ ይኸይድ ምህላዉ ንኹልና  ብሩህ ኢዩ።ንወያነ ቀዳማይ ጸላኢ ጌርካ ነቲ ድፋጫና ዘስተየና ወታሃደር ኣምሐራ ምሕቋፉ ብዘይ ሓደ ሚስጢር ኣይኮነን።ህዝቢ ኤርትራ በዚ ዝጥጆኦ ዘሎ ተንኮላት ክይትህመል ፡ብሐደ […]