ዝኸበርኩም ዝኸበርክን ብትውልዲ ኤርትራውያን የሕዋተይ ኣሓተይ ኤርትራ ሃገረ ሰማእታትና በዕጽምቶምን ብደሞምን ከፊሎም ሃገር ዝገበርዋ እቲ ተንኮላት ናይ ኢሳያስ ብሰብዓታት ናይ ምትላል ዝጀመር እኖሆ ሎሚ ምቹእ ግዜ ተጸብዩ ንመንእሰያትና ኵናት ኣጊዱ ሓደ ፍርቂ ተካኢ ወለዶ ኣጽኒቱ፥ንስደት ከሙኡ ፍርቂ ተካኢ ወለዶ ኣሳፊሩ፥ ኤርትራ ካብ ቤት ትምህርቲ ቤት ማእሰርቲ ዝበዝሔን ዝሰፍሔን ገይሩ ንኤርትራና ረሚሱዋ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ናይ […]
ጨቋኒ ምልኪ ክዓኑ፡ ሓድነትና ይሓይል ፍርሕና ይወገድ
http://gereger.com/data/media/aQdlcsQEM.pdf
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ግዱሳት ኤርትራውያን ዜጋ
ኣገዳሲ ሐቤረታ ብምቕዳም ናይ ክብሪ ሰላምታና ነቕርብ። ኣስዒብና ከምቲ ወርትግ እነዳልዎ ድራር ነቶም ምእንቲ ሃገርምን ህዝቦምን ልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ጸሓይን ደሮናን ኣብ ሃገር ሱዳን ምስ ኩሉ መውጋእቲ ስቓይን ተወሳኺ ጸቕጢ ደምን ሽኰርን ካልእ ሕማማትን ወዘተ—-ተሳቒዮም ዝነብሩ ዘለዉ ጀጋኑ ውጉኣት ሓርነት ኤርትራውያን ኣሕዋትናን፣ ብጾትናን ሓደ ምሸት ድራር ክንዝክሮም ናይ ኩላትና ኤርትራውያን ሓላፍነትን፣ ሓልዮትን ምዃኑ ንዓኻ፣ […]
ኣገዳሲ ሐቤረታ ህዝባዊ መጸዋዕታ ኣኼባ ኤርትራውያን
ዋሽንግተን ዲሲ መሪላንድ ቪርጂንያን ከባቢኡን http://www.gereger.com/data/media/nlFr2q7TY.pdf
Fifteen migrants die in boat off Libya, Egyptian survivor says
https://www.yahoo.com/news/many-15-migrants-die-boat-off-libya-egyptian-101939815.html
ነባሪ ክብሪ ንስውኣትና Zehaie Keleta
ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእስሳር ነቲ ሓቢርካ ከመይ ጌርና ክንቃለስ ከምእንኽእል ዝቐርብ ዘሎ ሓሳባት
http://gereger.com/data/media/8a4lIhrWl.pdf
ሰነዳት ዓባይ ብሪጣንያ፡ F0371/ 41499፡ ብስም ናጻ ኤርትራ ኣንድነታዊ ውዲት
https://www.bbc.com/tigrinya/46348017?CMP=share_btn_me&fbclid=IwAR2Q6BSRy2Mmrdn5S5_VYeg339_6K7Go1KpOpevY1O82L1xwR51yHBBzkQc#
12-year-old girl found dead in Tel Aviv, police said to suspect mother’s partner ጓል 12 ዓመት ኣብ እስራኤል ሞይታ ተረኺባ
ናይ እስራኤትል ፓሊስ ስጋብ ሕጂ ኣብ ጥርጠራ ኣእትዮሞ ዘለዉ ውልቀሰብ ዓርኪ ኣዲኣ ሙኻኑ ይገልጹ ኣማውታኣ ውን ብኸቢድ መውቃዕቲ ከምዝሞተት ይሕብሩ።ተመሳሳሊ ቅትለት ጓል 16 ዓመት ውን ኣብ ሐደ መዓልቲ ከምተቀትለት ዜና እስራኤል ይሕብሩ https://www.timesofisrael.com/12-year-old-girl-found-dead-in-tel-aviv-police-said-to-suspect-mothers-partner/
ትርጉም ናይ ምልዓል ቁጠባዊ እገዳ ኤርትራን፡ ሃገራዊ ሓላፍነትናን።
http://gereger.com/data/media/35jVt2srR.pdf