https://www.bbc.com/tigrinya/news-47636026
ናብኢድ፡ ‘ከምዚ ዶ ዝኸውን መሲሉና!” እ ናበሉ ዝሓልፉ ድያ ትምለስ ዘ ላ’ዛ ሃ ገ ር!! ቀዳማይ ክፋልን ካላኣይ ክፋልን ,ምስሉ ተኪኤ
http://http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1903MT9-01AT.pdf http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1903MT9-02AT.pdf
8 መጋቢት ኣ ህጉራዊ በዓል ደቀንስትዮን ኵናት ተጎ ርባን፣ ብኤርትራውያን ተቐማጦበይ-ኤርያ ብድምቀት ከቢሩ።
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1803CSB9-07AT.pdf
መኣዲ ትምህርታዊ ወግዒ
ትግረ“ ዝበሃል መንነት የለን ! ! !ብ ንጉሰ ሃይለ (መንስዓይ) ትግረ ዝበሃል ቋንቋ ደኣ’ምበር ትግረ ዝበሃል መንነት ወይ ብሔር የለን ። እዝስ እቶም ደቂ ከበሳ ብዛዕባ እቶም ቋንቋ ትግረ ዝዛረቡ ሕዝቢ ቀቢላታት መታሕት ክዛረቡ እንከለዉ ብገርህነት ዝጥቀሙሉ ቃል ጥራሕ ኢዩ ። ነዞም ተዛረብቲ ቋንቋ ትግረ ሕዝቢ ቀቢላታት መታሕት ፣ በዛ ትግረ እትብል ቃል ፣ […]
ኩሉ መዳያዊ ፍሽለት መላኺ ስርዓት ኣስመራ ኣብ መስርሕ ሰላም !
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1803DP29-05AT.pdf
ብኣባላት ሓ.ኤ.ፍ. ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ኣትሊንታ ተኻይደ 3 (16/17)2019።
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/1903HA9-03AT.pdf
ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ሂዩስተን ተክሳስ 03/17/2019
ግዱሳት ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ነበርቲ ኣብ ሂዩስተን ኣኼባ ንኻላኣይ ጊዝየ ኣካይደን።እዘን ኣዴታት ንሐድነተን ህዝቢ ኤርትራ ንምሕያል ብዝገብረኦ ዘለዋ ጻዕሪ ዝሙጎስን ክተባብዓን ዝግበኤን ኢዩ።እቲ ቀንዲ ዕላማኤን መጀመርያ ነቶም ፋሕ ኢሎም ዝጸንሑ መንእሰያት ደቀን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ዳግመ ንምርኻቦምን እቲ ኢርትራውነት ባህልን ሕውነት ኣብ ቀደሙ ንምምላስ ቀዳምነት ዕማም ሙኻኑ ይገልጻ ፡ኸሙኡ ውን ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርና ኢህን […]
ስእላዊ ቅርጻ ናይ ጆግራፊካውን፡ ስነ ህዝባውን ኣገባብ ህዝባዊ ጥርናፈ ናይ ብህዝባዊ ማዕበል ዝልለ ቃልሲ ኤርትራውያን።
እዘን ክልተ ስእላዊ ቅርጺ ጥብቆታት (Attachments) ኣካል ናይ’ታ ብህዝባዊ ማዕበል ትልለ ኣገባብ ቃልሲ ኤርትራ ኮይነን፡ ዓላምኤን ከኣ፡ ነቲ ክልተ፡ ጂዮግራፊካውን፡ ስነ-ህዝባውን (Demographic approach) ሜላ ፡ በብከተምኡ ዝካየድ ጎስጓስ ህዝባዊ ጥርናፈ ኣጒሊሕካ ንምግላጽ እዩ ። ኣብ’ዚ በጺሕናዮ ዘሎና መድረኽ ቃልሲ ኤርትራን ፡ ግዜን፡ ኩነታትን ዘልዕሎም ዘሎ ሕቶታት፡ ሓዲሽ ስልትን ፡ ሜላን ፡ኣብ ኩለን ከተማታት ተጠቒምካ፡ ኣዝዩ […]
ትርጉምን ፡ብልጫታትን፡ ናይ ብህዝባዊ ማዕበል ዝልለ ኣገባብ ቃልሲ ኤርትራውያን ።
መእተዊ (Introduction) ብህዝባዊ ማዕበል ትልለ ኣገባብ ቃልሲ ኤርትራውያን ፡ እታ ኣብ’ዚ ኣዝዩ ዘስግእን፡ ዘሰክፍን ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ፡ ንኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ፡ በብከተምኡ ፡ ኣነቓቒሓ፡ ኣተባቢዓን፡ ብምጥርናፍ፡ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ፡ ሃገሩ ንምድሓን እተሓይል ሓይሊ ዕማም (task force) እያ። ምኽንያት ኣበጋግስኣ ከኣ፡ ካብ’ቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብሰንኪ ግፍዓዊ መግዛእቲ ህግደፍ፡ ዓቐን […]
ተባዓት ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ጀርመን ዕዉት ሰሚናር ተኻይዱ።
ንቅሎ ኣዴታት ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን ብዝብል ኣርእስቲ፡ ዕለት 08.-10.03.2019 ኣብ ከተማ ፍራንክፉርት/ ሃገረ ጀርመን (Johan Wolfgang Goethe Universität) ብልዙብን ዕዉትን ኣገባብ ሰሚናር ተኻዪዱ። ሰሚናር ብቛንቛታት ዓረብን ትግርኛን ተኻይዱ። ብመጀመርያ ዓርቢ ዕለት 8. መጋቢት ነታ ዓለም ለኻዊትን ታሪኻዊትን መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ከም ልምድን ክብርን ባህልና ብመራሕቲ ሃይማኖት እስልምናን ክርስትናን፡ ብገዳይም ተቓለስቲ ኣዴታትን ብጸሎትን ተኸፊቱ። […]