መጸዋዕታ ንርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ህዩስተን ተክሳስ ንዕለት 03/17/2019

ናብ ኩለን ኤርትውያን ደቂ ኣንስትዮ ተቀማጦ ህዮስተን ተክሳስ ብመጀመርያ ሰላምታና ነቀድም ፡ብምቅጻል ኣብ ሂወትክን ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕክን ኣሳልጦን ዕብየትን ክትረኽባ ንምነየልክን። እምበኣር  ኩቡራት ደቂ ኣንስትዮ ነበርቲ ህዩስተን ብምኽንያት 8 መጋቢት በዓል ደቂ ኣንስትዮ ቀንዲ ብምግባር ንዓና ንደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኩሉ መዳያት ዝምልከት ጉዳይ ብሰፊሑ እሂን ምሂን እንበሃለሉ ነቶም ኩቡራት ባህልታትናን ልምድናን ክብርታትናን ነዚ ተካኢ […]

ኮሌጅ ማይነፍሒ፣ ልዕሊ 1500 ተማሃሮ ተሰጕጎም

ልዕሊ 1500 ተማሃሮ ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ማይነፍሒ ተሰጕጎም። ብመሰረት እቲ ዝበጽሓና ሓበሬታ፣ እቶም ተማሃሮ፣ ናብ ዝቕጽል ንምሕላፍ ድሕሪ ዝተኻየደ ፈተና፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተነግረ ውጽኢት’ዮም ተሰጕጎም። ኮሌጅ ማይነፍሒ ብኸምዚ ዓይነት ብዝሒ ተማሃሮ ክሰጕግ እዚ ናይ ፈለማ’ዩ። እቶም ካብ ሳዋ ዝተጸንበሩ ተማሃሮ ብብዝሒ ዝተሰጎጉሉ ምኽንያት፣ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ኤርትራ፣ ብዓይነትን ብቕዓትን ዝወሓዱን ዝጸፈፉን ተማሃሮ ንምሓዝ ካብ […]

Enhanced Interactive Dialogue on the Human Rights Situation in Eritrea, Human Rights Council, 37th Session. My (2 minutes) statement:

Thank you. Madame Vice President, The government of Eritrea wants to present an image of a modern, progressive, and peaceful Eritrea, however, all forms of repression of Eritrean citizens by their own government continue unabated. Over 10,000 prisoners of conscience have been detained in over 350 prisons across Eritrea, under harsh conditions and without due […]

መኣዲ ትምህርታዊ ወግዒ እተቃለስናሉ እዉጅ ዕላማ ብንጉሰ ሃይለ (መንስዓይ)

ብናተይ ኣረዳድኣ ኤርትራውያን ን30 ዓመት ዝኣክል ብብረት እተቃለስናሉ እዉጅ ዕላማ ንኤርትራ ሃገርና ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ነጻ ንምውጻእ ኢዩ ። ኣብ ሜዳ ብእተሰለፍና ግዳ ብድሕሪ ናይ ነጻነት ፣ ሓርነታዊ ዝበሃል ቃልሲ እውን ከም ዘሎ ተነጊሩና ። እቶም ናይ ዩኒቨርሲቲ ደረጃ ትምህርቲ ዝነበሮም መንእሰያት እኳ ብዛዕባ’ዚ ጒዳይ እዚ ፣ ሓበሬታ ዝነበሮም ይመስለኒ ። ነቲ ዝበዝሔ መንእሰይ […]