ጻዊዒት ኣዴታት ዞባ ኤዉሮጳ ፍራንክፎርት ፍራንክፎርት ፍራንክፎርት08.03.2019 ካብመዓልታዊዲያርየይጎይትኦምኩፍሎም
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/2703GK9-04AT.pdf
መግለጺ ርክብ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ – ፍራንክፎርት , بيان لقاء القوى السياسية الإرترية في فرانكفورت
بيان لقاء القوى السياسية الإرترية في فرانكفورت ضمن فعاليات الاحتفال بذكرى الثامن من مارس (يوم المرأة العالمي)، والذي أقيم بمبادرة من النساء الإرتريات المناضلات تحت شعار “انطلاقة الأمهات الإرتريات لإنقاذ الشعب والوطن”، شارك ممثلون عن خمسة عشر تنظيمًا وحزبًا سياسيًا إرتريًّا، فضلا عن ممثلين للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي. وبناء على توصية الأخوات […]
ኢድ አኣታዉነት ህግደፍ አበ ፖለቲካ ኢትዮጵያ Forwarded by Berhe Hagos March 26, 2019
http://www.aigaforum.com/amharic-article-2019/shaibia-interference-in-ethiopia-politics.htm
ናብ ኩለን ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮን መንእሰያትን ተቀማጦ ኣብ ህዩስተንን ከባቢኣን (To all Eritrean women’s and youth)04/06/2019@6:00pm
All Eritrean youth cordially invited to participate in A Roundtable discussion, Eritrean mothers please invite others and bring your family and friends.We see you there! ቦታ 8607 Southwest Fwy Houston TX 77074 ዕለት 04/06/2019 Date 04/06/2019 ኣኼባ ዝጅመረሉ ሰዓት 6:00 ድሕሪ ቀትሪ Meeting start at 6:00 pm ብደሐን ምጻ።
ኣብ ካሊፎርናይ ዝርከቡ ግዱሳት ኤርትራውያን ሐባራዊ ኣኼባ ኣካይዶም።
ኣብ ዝሐለፈ ሰሙን ተቀማጦ ካሊፎርናይ ኦራንጅ ካውንትን ሳንበርናንዲኖ ከባቢኡ ዝቅመጡ ኤርትራውያን መንእሰያትን ኣቦታትን ናይ ህግደፍ ደገፍትን ተቃወምትን ናይ ሐባር ኣኼባ ተሳቲፎም ፡ምንጭታትና ከምዝሐበሩና ኣብዚ ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ሰላም ንህዝቢ ዝውክል ከምዘይኮነ፡ ንሉኡላውነት ኤርትራ ዘድፍር ሙኻኑ ተገንዚቦም ንሙኹናንን ናይ ኢሰያስ ሽርሒን ጥልመትን ዝተረዶኦም ኣሕዋትና ፡ ኤርትራ በደም እምበር ብትካቦ ኣይመጸትን ብዝሐለፈ ተመኩሮና ንመሃር ሕጂ ግን ይኣክል […]
ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ደንማርክ፣ ንኣህጉራዊ ማዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 8 መጋቢት ንምኽባር ይሸባሸባ ኣለዋ።
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2019/2303WO9-01AT.pdf
Red Sea rivalries: The Gulf, the Horn of Africa & the new geopolitics of the Red Sea
ማሕበረኮም ኤርትራውያን ንፍትሒ ዋሺንግቶን-ዲሲን ከባቢኡን
ኢመይል: together.for.justice.dmv@gmail.com ተሌፎን: (202) 677-5880 መበል 28 ናጽነት ኤርትራ ማሕበረኮም ኤርትራውያን ንፍትሒ ዋሺንግቶን-ዲሲን ከባቢኡን ንዝኽሪ መበል 28 ናጽነት ኤርትራ፡ ናይ ክልተ መዓልቲ መደብ ኣዳልዩ ከም ዝሎ ብሓጎስ ይገልጽ። እዚ ታሪኻዊ ፍጻመ ኣብ መላእ ኣሜሪካ ተመስሪተን ብዘለዋ ማሕበረኮም ኤርትራውያንን ጉጂለታትን ዝግበር ዘሎ እዩ። እዚ ንህላወ ሃገረ ኤርትራ ዘስግኡ ፍጻመታትን ክስተታትን ዝርኣየሉ እዋን ይግበር ስለ ዘሎ፡ ታሪኻዊ […]
Eritrea’s secret prisons: UAE-run facilities discovered
https://www.aljazeera.com/news/2019/03/eritreas-secret-prisons-uae-run-facilities-discovered-190320130932685.html