ዲ.ማ.መ.ኤ ማእከል ዝገበረ 40 ዓመታት ናይ ቃልሲ ዕድመ እወ ንናጽነት ኤርትራ ብምባል መሪር ቃልሲ ሓሊፉ’ዩ፣ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ እንተኾነ’ውን ምእንቲ ፍትሕን ማዕርነትን ኮታስ ብሓፈሽኡ ዲሞክራስያዊት ኤርትራ ንምህናጽ ተቓሊሱ ዘቃልስ መሪሕ ግደ ሒዙ ዘሎ ማሕበር እዩ ምባል ሓቂ እዩ። ዲ.ማ.መ.ኤ ሃገረ ጀርመን፡ ብምትሕብባር ጨናፍር ተ.ሓ.ኤ.ሰ.ባ. ኤውሮጳ፡ ሰሜን ኤመሪካን፡ ማእከላይ ምብራቕን ………………..