ድመ ንኹሉ ደላይ መሰረታዊ ለውጢ! by ENSF-HIDRI 16 ሚያዝያ 2015 

 

ዲ.ማ.መ.ኤ ማእከል ዝገበረ 40 ዓመታት ናይ ቃልሲ ዕድመ እወ ንናጽነት ኤርትራ ብምባል መሪር ቃልሲ ሓሊፉ’ዩ፣ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ እንተኾነ’ውን ምእንቲ ፍትሕን ማዕርነትን ኮታስ ብሓፈሽኡ ዲሞክራስያዊት ኤርትራ ንምህናጽ ተቓሊሱ ዘቃልስ መሪሕ ግደ ሒዙ ዘሎ  ማሕበር እዩ ምባል ሓቂ እዩ። ዲ.ማ.መ.ኤ ሃገረ ጀርመን፡ ብምትሕብባር ጨናፍር ተ.ሓ.ኤ.ሰ.ባ. ኤውሮጳ፡ ሰሜን ኤመሪካን፡ ማእከላይ ምብራቕን ………………..ዕድመ-ንኹሉ-ደላይ-ለውጢ-112

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *