United Eritrea Media መሪር ሓዘን ሓርበኛ ኣሕመድ ፍሩም Written by Administrator. Date of post: October 3, 2015. Leave a comment መሪር ሓዘን ሓርበኛ ኣሕመድ ፍሩም ካብዛ ንኹሱዖይ ንቕመጠላ ዘለና ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባ ሰምየን ኣመርካን ከነዳን መሪር ሓዘን እንእና ተሰማዓና ንመርሑምሑም ሓርበኛ እንፈትዎ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ፍሩም መንግስተ ሰማያት የዋርሶ እናበልና ፡ ንኹሎም ስድራቢቱን ቤተሰቡ መቕርቡን ንመቓልስቱን ጽንዓት ይሃብክም ንብል። ካብ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካን ክናዳን gereger.com