መሪር ሓዘን ሓርበኛ ኣሕመድ ፍሩም

መሪር ሓዘን ሓርበኛ ኣሕመድ ፍሩም ካብዛ ንኹሱዖይ ንቕመጠላ ዘለና ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባ ሰምየን ኣመርካን ከነዳን መሪር ሓዘን እንእና ተሰማዓና ንመርሑምሑም ሓርበኛ እንፈትዎ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ፍሩም መንግስተ ሰማያት የዋርሶ እናበልና ፡ ንኹሎም ስድራቢቱን ቤተሰቡ መቕርቡን ንመቓልስቱን ጽንዓት ይሃብክም ንብል። ካብ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዞባ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካን ክናዳን

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *