ኣብ ህልው ኩነታትናን ቀጻልነት ሃገርናን ህዝብናን ማእከል ዝገበረ መዛተዪ ዛዕባ Internal Affair Of Eritrea

ዝኸበርኩም/ዝኸበርክን ደቂ ሃገርኣብ ዞባና ዝኸይድ ዘሎ ቅልጡፍን ተሃዋስን ምዕባለታት ኩሉና ብኣንክሮ ንከታተሎ ከምዘለናኣይሰሓትን።ስርዓት ኣስመራ’ውን ብስም ሃገርን ህዝብን ኣብዚ ተረኽቦ ብሙሉእ ሓይሉ ይዋሳእከምዘሎ ዝፍለጥ’ዩ። እቲ ክመጽእ ዝኽእል ለውጥታት ከኣ ብኡ መጠን ንሃገርና ዝጸሉ ምዃኑዝሰሓት ኣይኮነን።እንተኾነ ኣብዚ ህሞት’ዚ ከም ህዝቢ እንታይ ንመስል ኣለና፧ኢልካ ክሕተትይግባእ።ብመሰረቱ ከም ሕብረተሰብ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ከምዘለና ንቐባራይ ምርዳእ’ዩ።ብሓፈሻ ሕብረተሰብናኣብ 4 ጉጅለ ከፊልና ክንሪኦ […]

Is it time to change the way Nobel prizes are awarded?ነቲ ሽልማት ኖበል ዚወሃባሉ መገዲ እንቕይሮ ግዜ ድዩ ?

https://www.aljazeera.com/program/the-stream/2021/12/9/is-it-time-to-change-the-way-nobel-prizes-are-awarded ናይ ኖበል ሽልማት ሓደ ኻብቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ኣኽቢርካ ዝርአ ክብሪ ኢዩ ። እንተዀነ ግን ብዙሕ ክርክር እውን ይፈጥር እዩ። ናይዛ ዓመት እዚኣ ተሸላሚታት ንሰሙን ኖበል ክዳለዉ ኸለዉ ገሊኣቶም ሓያስያን ንብምሉኡ እቲ መስርሕ ከዐርይዎ ይደልዩ ኣለዉ ። ተጣበቕቲ ኖበል ኣብ ስነ-ፍልጠትን ዕቤት ሰብኣዊ መሰላትን ወሳኒ ምዕባለታት ከም ዘተኰሩ ስለ ዝገብሩ ነቶም ኣብ ዝሓለፈ 12 […]