US, UK forces repel ‘largest attack’ by Houthis in Red Sea ሓይልታት ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካን ዩናይትድ ኪንግስን ነቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዚርከብ ሁቲስ ዘውረድዎ ‘ዓብዪ መጥቃዕቲ’ ይቃወማኦ

https://www.reuters.com/world/us-uk-forces-shoot-down-houthi-missile-drone-attack-red-sea-us-military-2024-01-10/

ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 60 ስደተኛታት ከምዝጠሐሉ ዓለምለኻዊ ውድብ ስደተኛታት ኣፍሊጡ።

ልዕሊ 60 ዝዀኑ ስደተኛታት ኣብ ገማግም ሊብያ ኣብ እተሰብረት መርከብ ከም ዝጠሓሉ ኢዩ ዝግመት ። ማሕበር ው. ሕ. ሃ. ነቶም ብህይወት ዝተረፉ ብምጥቃስ ቀዳም እታ መርከብ 86 ዝዀኑ ሰባት ሒዛ ኻብ ከተማ ዙዋራ ኸም ዝወጸት ገ ሊጹ። ብርቱዕ ማዕበል ነታ ጃልባ ኸም ዘጥለቕለቓ ቈልዑ ዚርከብዎም 61 ስደተኛታት ድማ ከም ዝጠፍኡን ከም ዝሞቱን ገለጸ። ሊብያ ሓንቲ […]

ዕዉት ካላኣይ ዋዕላ ኤርትራውያን ብርጌድ ንሐመዱ ኣብ ጀርመን ተዛዚሙ

ኤርትራውያን ብርጌድ ንሐመዱ ነበርቲ ኣብ ጀርመን ነቲ ማሕለኻ ናይ ቃልሲ ሰጊሩ ዕዉት ካላኣይ ዋዕላ ኣብ ግብሪ ኣመስኪሩ።መንእሰይ ነቲ ዋዕላ ንምስታፍ ካብ ርሑቅን ቀረባን ብነፈርትን ባቡርን ተጓዒዙ ነቲ ዝነበረ ክሌማ ቀዛሒ ቁርን ማይን ሰጊሩ ነቲ ዝሐሰብዎን ዝመደቡዎን ዋዕላ ንምስታፍ ክውሕዝ ተራእዩ ፡መንእሰይ ብብዝሒ ስለ ዝመጸ ካብቲ ዝተሐስበ ቁጽሪ ተሳተፍቲ በዚሖም ኣብ ደገ ከይተረፈ መሊኡ ከምዝነበረ መድያታት […]