Eritreans: A people denied the right to life, says top artist Ethiomedia September 2, 2015

  The singer joined Eritrea’s national military service in 1994, and wasted his time there until he fled to Ethiopia in recent weeks. During the course of his 20 years in the army, which he said has been greatly depleted due to mass defections, Kiros said he knew all Eritrean prisons because he himself lived […]

ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ስታቫንገርን ከባቢአን ዝተዓደመ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ተኻይዱ! Posted: 11:27 pm, September 5, 2015 by ENSF-HIDRI

ብጻይ ፍስሃጽየን ገብረ (ወዲ ገብረ) አባል ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ  ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ስታቫንገርን ከባቢአን ዝተዓደመ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር አካይዱ። ብጻይ ፍስሃጽየን ገብረ አባል ማእከላይ ባይቶ ግሃድኤ – ሕድሪ መቐጸልታ ናይ እቲ አብ ከተማታት ኖርወይ ዘካየዶ ህዛዊ ሰሚናር ሎሚ ውን ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ስታቫንገርን ከባቢአን ብዝተገበረሉ ዕድመ መሰረት ዕለት 05.09.2015 ሰፊሕ […]

ኣድማሰ-ኣእምሮ ናይ ዋና ኣዳላዊ ጋዜጣ ሓዳስ ኣድማስ ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል On 04-Sep-2015 ኣድማሰ-ኣእምሮ ናይ ዋና ኣዳላዊ ጋዜጣ ሓዳስ ኣድማስ

ረፋድ ሰንበት 23 መስከረም 2001፡ ከባቢ ሰዓት 10፡00 ቅ/ቀትሪ ኣቢሉ፡ እታ ንነዊሕ ዝውንጨፍ ራእይ ሓቚፋ ክትብገስ ትብል ዝነበረት ቤት ጽሕፈት ኣሕተምቲ ኣድማስ ራእይ ብዘጸልምቱ ኣባላት ጸጥታ ተኸበበት። ነቲ በዓል ነዊሕ ራእይ፡ ስዒድ ዓብደልቃድር ከኣ፡ በዛ ዕለት እዚኣ፡ ኣብታ ኣብ ናቕፋ ሃውስ እትርከብ ቤት-ጽሕፈቱ ዳጐኑዎ፣ ክሳዕ ለይተ-ሎሚ ድማ ንዅነታት ህላወኡ ብዝምልከት ብወግዒ ዝተገልጸ ሓበሬታ የልቦን።   […]

Eritrea urged to provide evidence that three journalists are alive By RSF September 2, 2015

  Ambassador Embassy of the State of Eritrea 1 rue de Staël 75015 Paris, France Paris, 1 September 2015 Dear Ambassador Simon, Reporters Without Borders (RSF) was surprised by your letter of 1 June 2015 to Guy Berger, the director of the Division of Freedom of Expression and Media Development at UNESCO, in which you […]

ናይ ሓዘን መግለጺ። ደሞክራሲያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዞባ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ።

  ዕረፍቲ ሓውና ሓርበኛ ጸጋይ ተኽለ (ጠቓሚየይ) ምስ ሰማዕና ኣዝዩ ኣሰንቢዱናን ኣሕዚኑናን ኢዩ። ሓፈሻዊ ኣፍልጦና ብዛዕባ ሓውና ጸጋይ ተኽለ፡ ኣብ ግዜ ንኡስ ዕድሜኡ ከም ኩሉ መንእሰይ ናብ ሜዳ ብምውጻእ ምስ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሰሊፉ፡ ምእንቲ ሃገሩን ህዝቡን ግቡእ ተራኡ ተጻወተ። ጅግና ምንባሩ ብዝያዳ ንዕኡ ኣብ ቃልሲ ዝፈልጥዎ ድማ ጸጋይ ዓቃልን ህዱእን መስተውዓልን፡ ንዝተዋህቦ መደብ ብትብዓት […]

News.Vice.com: South Sudan’s New Ceasefire Is Already Falling Apart Date: Sat, 5 Sep 2015 13:08:07 +0200

The much-heralded agreement signed last month by South Sudan’s government and rebels was meant to do what at least seven previous accords had not: end the country’s brutal 20-month civil war, which has claimed more than 50,000 lives. But less than a week after President Salva Kiir signed the peace deal, UN officials have confirmed […]