ክብርቲ ኣደና ኣለፈሽ ገረዝጊሄር ተስፋይ፡ ሰንበት ሚያዝያ 30/2017 ዓሪፋ።

ንክብርቲ ኣዴና ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት ሓሙስ ጉምበት 4/2017 ሰዓት 12:00 ድሕሪ ቀትሪ ፋዱስ ፍትሓት ኣብ ኪዳነ ምሕረት ቤተ ክርስትያን ክፍጸሞ እዩ። ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓ ኣትድራሻ ፡ 2001 Oceanview Blv San Diego CA, 92113  

ናይ ሜጀርነት ሓላፍነት ዝነበሮ ወተሃደር ህግደፍ፡ ህይወት ዜጋታቱ ንምድሓን ክብል ናይ ህይወት ዋጋ ከም ዝኸፈለ ተፈሊጡ

ሰራዊት ህግደፍ ብዓቐን ኮነ ብዓይነት ኣዝዩ ብምድኻሙ  ኣዘዝቲ ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከም ዝኣተውን ተገሊጹ። ብዓቐንን ብዓይነትን ምንቁልቋል ወተሃደራቶም ዘሻቐሎም ጀነራላት ህግደፍ፡ ካብ ኣብያተ ትምህርቲ ሓውሲካ፡ ዓዲ ዓዲእናኸዱ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ገፊፎም ኣብ ከባቢ ዓላ ናብ ወተሃደራዊ ተዕሊም የእትውዎም ከም ዘለው ቤት ጽሕፈት ዜናሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ብ20 መጋቢት 2017 ኣብ ዝዘርገሖ ዜና ኣፍሊጡ። ቤት ጽሕፈት […]

Egypt denies plans to build military base in Eritrea Eritrea has a long coastline on the Red Sea 01.05.2017

An Egyptian military source has denied reports about planning to establish a military base in Eritrea. A Sudanese newspaper earlier claimed that Eritrea has accepted an Egyptian request to build a military base on its territory. The daily claimed Egypt will be the third Arab country to have bases in Eritrea after Saudi Arabia and […]

ኣይረሳዕኩኽን ሚያዝያ 26.1992 ሰባት ኣሲርኪ እምበር፡ ራኢኦምስ ስፊሑ እኳዳኣ

በዓለ-ትንሳኤ ብዝተፈላለየ መጸውዕን፡ ኣብ ዝተአላለየ ግዜን ብዝተፈልየ ምልክዓትን ብድሕነት ህዝቢ ዓለም ዝፈለጥ ሓደ ካብቶም ዓበይትን ክቡራትን ሃይማኖታዊ በዓላት እዩ። ስለዝኮነ ድማ ስድራቤታት ካብ ርሑቅን ካብ ቀረባን ዝተኣኻኽብሉ፤ ተፈላልዮም ዝጸንሑ መታዓብይትን መሓዙትን ወዶም ኮነ ጓሎም ዝራኸብሉ ናይ ታሕጓስን ደስታን ዓመታዊ በዓል ኣብርእሲ ምዃኑ፡ ኣረ ብዙሕ ካብ ስድራታት ህዝብናስ ቆልዑትን ወርጠበታትን/ጎምበለታት ብምኽንያት በዓለ-ትንሳኤ ሓደስትቲ ክዳውንቶም ለቢሶም ኣብ […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

  መዳርግቲ ዘይብሉ መጠነ-ሰፊሕ በደል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ ዘሎ መዓትን ኣደራዕን መጠነ-ሰፊሕ ስለ ዝዀነ መዳርግቲ የብሉን። መንግስቲ ዝመስል ግን ከኣ ናይ ሸፋቱ ዝስርሑ ህግደፍ ናይ ህዝብና ሰብኣዊ-መሰላት መንዚዑ፣ ቊጠባዊ ዓቕሙ ኣዳኺሙ፣ ፖለቲካዊ መሰላቱ ሓሪሙ፣ ፈትሊ ማህበራዊ ዝምድናታቱ በታቲኑ ወዘተ ንዕስራን ሽዱሽተን ዓመታት ክኸይድ ጸኒሑ ገና ድማ ይቕጽል ኣሎ። ብሕጽር ዝበለ […]

With “Jungle” dismantled, migrants in Calais face police violence – report (ስደተኛታት ኣብ ካላሲስ ፋራንስ ብፖሊስ አታ ሃገር ይቅጥቀጡ ኣለዉ)

አብ ፋራንስ ትነብሩ ኤርራውያን በጀካትኩም ነቶም ኣብ ካላሲስ ተደርቢዮም ዘለዉ ስደተኛታት ትሕቲ ዕድመ ኣብ ሕማቅ ኩነታት ስለ ዘለዉ ናብቲ ዝምልከቶ ኣካል በጃኩም ምረትኩምን ኢ ሰብኣዊ ስጉምቲ እወስዱ ምህላዎም ግለጹሎም። LONDON, April 24 (Thomson Reuters Foundation) – Refugees and migrants sleeping rough in the French port of Calais, some of them unaccompanied children, have been teargassed, […]

Ethiopia-Eritrea borderline tensions puts regional stability at risk – EU By Abdur Rahman Alfa Shaban, Africanews April 14, 201

On the occasion of the 15th anniversary since Eritrea and Ethiopia agreed to draw a borderline, the European Union (EU) says it remains concerned over tensions between the two countries, stating that it was bad for security in the Horn of Africa region. ‘‘The EU remains deeply concerned that the present stalemate continues to put […]