ጭካኔ ድዩ ዕንደራ፡ ወይስ ኣጉል ትምክሕቲ?

ጭካኔ ድዩ ዕንደራ፡ ወይስ ኣጉል ትምክሕቲ?  ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብፍላይ ከኣ፡ መንእሰያታ፡ ኣዝዩ ዘስካሕኽሕ ሽግራት ብቐጻሊ የጋጥሞም ስለ ዘሎ ፡ ኣእጋሮም ናብ ዝመርሖም ይውሕዙ ኣሎዉ። ገለ ካብኣቶም ከኣ ኣሽሓት ዶላራት ንዝለዓሉ መራሕቲ ወተሃደራት ህግደፍ እናኸፈሉ ፡ብናይ መንግስቲ መኻይን ተጻዒኖም፡ ንዶባት ኤርትራ ክሰግሩ ከሎዉ፡ እቶም ዕድሎም ዘይፈቐደሎም ከኣ ዝርሸኑሉ ግዜ እዩ ዘሎ ። […]

Desperate plight of Eritrean Christian refugees gets even worse: but you can help them,(ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣመንቲ ሃይማኖት ክርስትና ኣብ ዝከበደ ሽግር እርከቡ)

https://barnabasfund.org/appeals/Desperate-plight-of-Eritrean-Christian-refugees-gets-even-worse-but-you-can-help-them

ማሕበር ምጥርናፍ ኤርትራውያን ኣብ ኣምስተርዳምን ከባቢኣን

  እቲ ዋና ተልእኾ ፥ ማሕበር ምጥርናፍ ኣምስተርዳምን ከባቢኣን ፡ “ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራን ልዕላውነትን ብምርግጋጽ ፥ እዋናዊ መድረኻዊ ቃልስና፥ ሃገርን ህዝብን ካብዚ ወሪድዎ ዘሎ ስቓይ ንምድሓን ኣብ ዝሰፍሐ ንህዝብና ዝእክብን ዝጥርንፍን ዓውደ መቃለሲ ኣብ ትሕቲ ንጹርን ግሉጽን ሓባራዊ ባይታ ኣንጻር እቲ ጸረ – ፍትሒ ዝዀነ ስርዓት ህግደፍ ከምዝለዓል ምግባር እዩ ። “ ነዚ ንምዕዋት […]