Tesfalem Tekle Abay was only 38 when he was killed at the Eritrean border whilst attempting to leave the country. A photograph smuggled from the repressive country shows an obituary notice by the family inviting members of the community to attend his funeral, as is customary. His conscription round is included in the notice, an […]
United Eritrea Media
Sporadic skirmish reported throughout the Ethiopia-Eritrea border Tigrai Online, July 26, 2017
Sporadic skirmish reported throughout the Ethiopia-Eritrea border, Ethiopian air force destroyed a military depot in southern Eritrea. Intermittent fighting was reported between Ethiopian and Eritrean forces starting July 19, 2017 until yesterday July 25, 2017. According to social media reports the first incident sparked last week when a group of about 40 Eritreans were shot […]
ስደት መፍቲሒ ሽግርና ከምዘይኮነ ኩሉና ንፈልጥ ንዕጠቅ ወይ ንዉፉያት ጀጋኑ ነዕጥቅ
gereger.com
The Latest: 13 dead migrants found on boat in Mediterranean
www.washingtonpost.com/world/europe/the-latest-13-dead-migrants-found-on-boat-in-mediterranean/2017/07/25/11a9bb20-715a-11e7-8c17-533c52b2f014_story.html?utm_term=.1bedef39742d
ጭፍራ ህግደፍ ሕማሙ ተላዒልዎ ንኣመንቲ ገለ ሃይማኖታት ኤርትራውያን ዜጋታት ይኣስርን ይስውርን ኣሎ
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ሓደ ካብ’ቶም ኣብ ኣህጉራዊ ሰነዳት ሰፊሮም ክኽበሩ ዓለም ምሉእ ዝቃለሰሎም መሰረታዊ ኣድማሳዊ ሰብኣዊ መሰላት ዝመረጽካዮ እምነት ምኽባር እዩ። ደቂ-ሰባት ብዘይፍርሓት ምዩቚ ከይበሉ ሃይማኖታዊ እምነቶም ክኽበረሎም ይግባእ። ጭፍራ ህግደፍ ፖለቲካዊ ድዩ ወላ ሃይማኖታዊ ሓዘል ሓሳቡ ክገልጽ ዝኽእል ሰብ ኣብ ኤርትራ ዝዀነ ይኹን ኣካል ከም ዘየሎ ዓለም ምሉእ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ። […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ጭፍራ ህግደፍ ሕማሙ ተላዒልዎ ንኣመንቲ ገለ ሃይማኖታት ኤርትራውያን ዜጋታት ይኣስርን ይስውርን ኣሎ ሓደ ካብ’ቶም ኣብ ኣህጉራዊ ሰነዳት ሰፊሮም ክኽበሩ ዓለም ምሉእ ዝቃለሰሎም መሰረታዊ ኣድማሳዊ ሰብኣዊ መሰላት ዝመረጽካዮ እምነት ምኽባር እዩ። ደቂ-ሰባት ብዘይፍርሓት ምዩቚ ከይበሉ ሃይማኖታዊ እምነቶም ክኽበረሎም ይግባእ። ጭፍራ ህግደፍ ፖለቲካዊ ድዩ ወላ ሃይማኖታዊ ሓዘል ሓሳቡ ክገልጽ ዝኽእል ሰብ ኣብ ኤርትራ ዝዀነ ይኹን ኣካል ከም […]
ርእሰ ምትላል!
ርእሰ ምትላል! ምጽልማት ሓርነትን ምግሃስ ፍትሕን ዘስዓበ ቀንዲ ጠንቂ ሃገራዊ መዓት ኤርትራ ኢዩ!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰተስ፡ ሕ.መ.ኣ.) ሓምለ 22፡ 2017 ******** “ኣንጻር ሓድሕዳ ዝተመቓቐለት ቤት ደው ክትብል ኣይትኽእልን ኢያ።“ ፕረሲደንት ኣብርሃም ሊንኮልን “ኣንጻር ሓድሕዳ ዝተመቓቐለት ቤት ደው ክትብል ኣይትኽእልን ኢያ።“ ፕረሲደንት ኣብርሃም ሊንኮልን እታ “ምእንቲ ናይ ጽባሕ ራህዋ ሎሚ ድኸም፡ ጥመ“ እትብል ነእምሮ ህዝቢ […]
ህጹጽ ሓበሬታ ጸጥታዊ ውዲት ዘለዎ ትእዛዝ ተዋሂቡ ብህግደፍ፡ ን-156 ንዜጋታትና ንህቦ ምኽርን መጠንቐቕታን ።
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/2107SW7-02AT.pdf
How Eritrea shoots itself in the foot diplomatically – again and again
On Monday (24 July), the Chair of the 751/1907 Somalia and Eritrea Sanctions Committee, Ambassador Kairat Umarov (Kazakhstan), will deliver his 120-day briefing to Council members in consultations, covering the period from April to July 2017. The Chair is expected to update Council members on any notifications and exemption requests concerning the arms embargoes […]
Fake news published about Eritrean Orthodox Patriarch!!.ዘይተጻረየ ወይ ውን ሓሶት ዜና
ኣቦና ቀሺ ሙስየ ሽሻይ መድሃኒኣለም ቤተክርስትያን ኣብ ስዊዝ ።ብዛዕባ ኣቦና ፓትርያክ ኣንጦንዮስ ኣብ ኤርትራ ዝወጸ መግለጺ ናይ ሓሶት ዜና ሙካኑ ገሊጾም።ከምቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝብሎ ኣቦና ፓትርያክ ኣንቶንዮስ ይቅሬታ ሓቲቶም፡ ዝበሎ ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳ ሕጂ ውን ካቡኡ ዘይፈለ ሓሶት ንፋስ የንፍስ ምህላው ካብቲ ዝመጾም ምንጭታት ገሊጾም። ኣብ መጨረሽታ መላኽቲ ኣቦና ቀሺ ሙስየ ሽሻይ ናይ ኩልና ሓላፍነት ኢኩን […]