Eritrean referee helps refugees through football December 7, 2017(ተባዕን ግድስትን ኤደን ሃብተሚካኤል ኣብ ሎንዶን ዝቅመጡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኮች ናይ ኩዑሶ እግሪ ኮይና ትመርሕ ኣላ።

Eden Habtemichael was one of the few female football referees in Eritrea, before she was forced to flee in fear of her life.Now living in the UK, she has started a team to help young asylum seekers.For more special content linked to this year’s BBC African Footballer of the Year award, head to bbc.com/africanfootball. The […]

Libya migrants: Emergency evacuation operation agreed ሊብያ ንኹሎም ስደተኛታት ንዓዶም ክትመልሶም ሕጊ ናይ ስደተኛታት ኣብ ዓለም ኣጽዲቁ

ንኹሎም ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ተኣሲሮም ዘለዉ ኣብ ዝሐጸረ እዋን ፡ካብቲ ዘለዉዎ ዘስካሕክሕ ሂወት ነንዓዶም ምስዳዶም ኣማራጺ እከውን ኢሎም ኣብ ምቅርራባት ከምዘለዉ ይገልጹ። www.bbc.com/news/world-africa-42179434

Thirty-One Bodies Recovered After Migrant Boat Sinks off Libya(31 ኣደታትን ቆልዑትን ዝርከብዎም ሙውታት ከምዝተረኽቡ ትሩፕሊ ትሕብር።)Reuters

ኤርትራውያን ኣፍሪቃውያን እዚ ኩሉ ሽግርን ሞትን እናረኣኹም ንልብያ ትሩፕሊ መንግዲ ኣማራጺ ኣይኮነን።ኩሉ ብህዝቡ ዝግደስ ነዚ ህሞት መግዲ ኣሰቃቅን ሐደገኛ ሙኻኑ ምንጋር ናትና ሐላፍነት ኢኹን።ሊብያ ንባዕሎም ኣብ ሽግር ኣለው መብዛሕተኦም ዳዒሽ ተሐቢኦምላ ዘለዉን ከሙውን ካብ በዓል ሶርያ ሃዲሞም ምዕቆቢት ገሮማ ዘለዉ ሃገር ኢያ።ስለዚ ህዝቢ ኣፍሪቃ ኩልኻ ኣብ ዘለኻዮ ዓቅሊ ግበር መጻወቲ ዳዓሽ ከይትኸውን።እዝንኻ ኣጻብዕትኻ በብሐድ እናቆረጹ […]

ኣፍሪቃ ኣብ ሐደጋ ወዲቃ ትርከብ መን ኢዩ ተሐታቲ?

እዚ ኣብ ማዕከናት ዓለም ተዘርጊሑ ንሰምዖ ንርእዮን ዘለና ዘሕዝን ናይ ወዲ ሰብ መሸጣ ኣብ ሊብያ ብዓይኒ ኣፍሪቃውያን ኣበይ ዳኣ ኔርኹም ንብሎም።  ብሐቂ ንሕና ከም ኤርትራውያን ብዙሕ ኣሎ ክንብሎ ንደሊ፡ ኣብ መርቶዖ ዝተሞርከሰ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኣብ ሲናይ ተሐሪዶም ከም ብዕራይ ዓዕ እናበሉ ኩሊቶም ኣብ ዕዳጋ ንመሸጣ ውዒሉ ኸሙኡ ውን ደቂ ኣንስትዮና መጻወቲ በደዊን ኮይነን ተዓሚጸን ኢየን ፡ […]