ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ Washington,DC ንዕለት 8 ኅዳር, 2019

ኣብ ኸባቢ ዋሺንግቶን ዲስን ከባቢኣን ትቅመጡ ኤርትራውያን ፡ነዚ ጻውዒት ንገብሮ ዘለና ሰላማዊ ሰልፊ ንብጹእ ኣቦና ፓትርያክ ኣቡነ ኣንተንዮስ ዝግበር ዘሎ ብደልን መሰሎም ምግሃስን ደው ክብል ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ፍትሒ ኣልቦ መንግስቲ ንምቅዋም ኩልና ብሐበራ ድምጽና ነስምዕ።

ይኣክል ዲሲ፤ ንትጽቢታት ህዝቢ ክበቕዖ ድዩ?

ዲሲ ተጠማቲት ናይ ቀልሲ ግንባር..ግን ነዚ ትጽቢት ዝበቅዕ ምንቅሳቓስን ምልዕዓልን ምድላውን ይርኤ ኣሎ ድዩ? ኤርትራውያን ዲሲን ከባበኣን ናይ ይኣክል ባይቶ ኣብ ምምስራት እብ ዝነጥፍሉ ዘሎዉ ግዜ፡ ንመንፈስን ዕላማን ይኣካል ማእከል ዝገበረ፡ ሰፊሕ፡ ስጡም፡ ኣሳታፊ፣ ብዙሕነት ዝመለለይኡ ውደባ ክገብሩ ትጽቢት ይግበረሉ እዩ ዘሎ። ብብግዚኡ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ዝርኤ ዘሎ ሰፊሕን ሕኑንን ተሳተፎ ህዝቢ ንተቓለስቲ ዲሲን ከባቢኣን […]

Five Eritrean football players disappear in Uganda – official

KAMPALA, Oct 3 (Reuters) – Ugandan security forces are hunting for five Eritreans who disappeared from a hotel in Uganda where their team was playing in a soccer tournament, a Ugandan official said on Thursday. The missing players could be planning to seek asylum, which some Eritrean sports players have done in the past while […]