መጸዋዕታ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ህዩስተን ተክሳስ ዓለም ለኻዊ ደቂ ኣንስትዮ መዓልቲ ንምኽባር ፡ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ብሐባር ነቲ ጽንብል ኩውን ንምግባር ይሸባሸባ ከምዘለዋ ገሊጸን። ፍትሒ ነታ እብ ጎዳጉዲ ተኣሲራ ዘላን ተኾርምያ ንውሉዳ ሲኢና ትነብዕ ዘላን።
United Eritrea Media
Saudi Arabia’s King Salman discusses Red Sea, Gulf of Aden security with Eritrean president
https://www.arabnews.com/node/1629286/saudi-arabia
Trump travel ban extension leaves Africans angry and disappointed
https://www.theguardian.com/us-news/2020/feb/06/trump-travel-ban-africa-eritrea-nigeria-sudan-tanzania
ክፋል ዕደና ወርቂ ቢሻ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ሃሚሙ Eritrean National Salvation Front
ቅድሚ ሰለስተ መዓልታት ኣቢሉ ዕደና ቢሻ ብከፍል ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ኣስገዳድ ኣገልግሎት ከምዝሃመመን፡ ልዕሊ ዓሰርተው ሓሙሽተ ሰራሕተኛታት ሽዑ ንሽዕኡ ሂወቶም ከሓልፍ እንከሎ፡ ብርክት ዝበሉ ስራሕተኛታት ድማ ከቢድ ጉድኣት ከምዚወረዶም፡ እሙን ምንጪ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ’ቲ ከባቢ ሓብሩ። መንግስቲ ኢሳያስ ብዛዕባ’ዚ ፍጻመ’ዚ ዛጊት ንህዝቢ ኤርትራ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣብ ርእሲ ዘይምህላዉ፡ ጉዱኣት ኣበየናይ ሆስፒታል ይሕከሙ ምህላዎምን፡ […]
ተዘይ ትንውንወኒ መን መጽደፈኒ ኢዩ ነገራቱ
ሕቡራት መንግታት ኣመሪካ ብ 1/31/2020 ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘውጸኦ ሕጊ እገዳ ንይ መገሻ እማመ እቲ ዲክታቶር ስርዓት ብትሪ ተቃዊሙዎ ።ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ሃገሩ ሃጽ ኢሉ ክጠፍእ ዝገበሮ እንተሎ እዞም ናይ ወጻኢ ሐይልታት ብገንዘብ ብንዋት ስለ ዝተሐባበሩዎም ነዞም መንእሰያት ኣብ ሽግር ንኽሳጥሑ ዝገበሩዎም ሙኻኖም ኣይንስሕቶን ክብል መግለጺ ሂቡ ነቲ ናታ ንሐማታ ኮይኑ ረኺብናዮ፡እምበኣር ህዝቢ ኤርትራስ ሃገሩን […]
ቀ/ሚ እስራኤል፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኤርትራውያን ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ 0 03 02 2020 Radio Erena: 03 February 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ኤርትራውያንን ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ብምዝልከት ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣምሪሑ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዘካይዶ ናይ ሓደ መዓልቲ ዑደት ብዘይካ’ቲ ምስ ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ዝህልዎ ርክብ፣ ምስ ፕረዚደንት ርዋንዳ፣ ፖል ካጋመን ከልኦት መራሕቲ ሃገራት እቲ ዞባን’ውን ክመያየጥ ምዃኑ ተሓቢሩ። ንሱ፣ ሎሚ ሰኑይ 3 […]
Toronto Renaissance Reporter Haile Menegesha Okbe Toronto, Canada February 1, 2020
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/0202HM20-01AE.pdf
ገንዘብ ሕድሪ ምስ ጠለምቲ ህግዲፍ ሓጻር ኣብ ሓቂ ዝተሞርኮሰት ዛንታ
https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/0102AM20-01AT.pdf
Eritrea expresses ‘dismay’ at new US visa restrictions Associated Press
https://www.yahoo.com/news/eritrea-expresses-dismay-us-visa-085610855.html
Rights groups to Italy: Don’t renew migrant deal with Libya
https://www.yahoo.com/news/rights-groups-italy-dont-renew-192011192.html