ከባቢ ኣስመራ፣ ትማሊ ለይትን ሎሚ ኣጋ ምሸትን ተደጋጋሚ ደብዳብ ተኻይዱ

ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን፣ ትማሊ 26 ሕዳርን ለይቲን ሎሚ 27 ሕዳር፣ ኣብ ሰዓታት ናይ ምሸትን ደብዳብ ከምዝተኻየደ ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጻ። ብዘይካ’ዚ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረን ባጽዕ ከባቢ መዓርፎ ነፈርት’ውን ተመሳሳሊ ደብዳብ ምክያዱ ተፈሊጡ ኣሎ። እቲ ደብዳብ፣ ዝሃረሞ ዒላማታት ብንጹር ኣይተፈልጠን። ተደጋጋሚ ድምጺ ነታጕ ከምዝተሰምዐ ንራድዮ ኤረና ዘረጋገጹ ዲፕሎማስያዊ ምንጭታት ካብ ኣስመራ፣ መብዛሕቱ እቲ ናይ ነትጕ ድምጺ ካብታ […]

Alert: U.S. Citizens in Asmara

At about 7:50PM local time, a series of loud noises were heard in Asmara.  Unconfirmed reports indicate they may have been explosive devices believed to be in the vicinity of the Asmara International Airport.  There are no indications the airport was struck.  All U.S. Citizens in Asmara are advised to exercise caution, remain in their […]