ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ክልላት ዓፈርን ሶማልን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም Radio Erena: 28 December 2020

ኣብ መንጎ ናይ ኢትዮጵያ ክልላት ዓፈርን ሶማልን፣ ደበና ኵናት ኣንጸላልዩ ከምዘሎ ቤት ጽሕፈት ክልላዊ መንግስቲ ዓፈር ካብ ሰመራ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣጠንቒቑ። እቲ ቤት ጽሕፈት ትማሊ ኣብ ዘውጽኦ ሳልስቲ’ዚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ድሕሪ’ቲ ገዋኔ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ኣብ ዝርከባ ከባቢታት ፍሪትሊን ሪፎን፣ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ብክልል ሶማል ዝድገፉ ዕጡቓት ከምዝፈጸምዎ ብምኽሳስ፣ እዚ ድማ ነቲ ዝጸንሐ ምትፍናን […]

Assist Eritrean Refugees in Tigray region of Ethiopia

https://www.change.org/p/the-united-nations-high-commissioner-for-refugees-assist-eritrean-refugees-in-tigray-region-of-ethiopia?recruiter=false&utm_source=share_petition&utm_campaign=psf_combo_share_initial&utm_medium=whatsapp&recruited_by_id=5f671080-4193-11eb-911d-d3165b6a29d4&utm_content=washarecopy_26393500_en-US%3A7