ኣብ ኤርትራ፣ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ታዕሊም ይወስዱ ኣለዉ

ኣብ ኤርትራ፣ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ወትሃደራት ኢትዮጵያ፣ ታዕሊም ይወስዱ ከምዘለዉ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ኣብ ቓጨሮ- ከባቢ ኦምሓጀር፣ ጋሕቴላይ ከባቢ ደማስን ኣፋምቦ ከባቢ ዓሰብን ብተብተብ ስልጠና ይወስዱ ከምዘለዉ ዝተሓበሩ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ወትሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ መብዛሕትኦም ተወላዶ ኣምሓራ ምዃኖም’ዩ ተመልኪቱ። ገለ ካብቶም ወትሃደራት፣ ኣባላት ሚሊሻታት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራን ዝነበሩ ኮይኖም፣ ናብ ታዕሊም ካብ ዝኣትዉ ኣስታት ሓደ […]

Informal video conference of EU Foreign Affairs Ministers: Remarks by High Representative/Vice-President Josep Borrell upon arrival

https://eeas.europa.eu/headquarters/headquarters-homepage_en/96820/Informal%20video%20conference%20of%20EU%20Foreign%20Affairs%20Ministers:%20Remarks%20by%20High%20Representative/Vice-President%20Josep%20Borrell%20upon%20arrival