ኣረኣእያ ኣቢ ኣሃምድ ንኢትዮጵያ ዘዳለዋ ዕንወት

ኢትዮጵያ ኣብ ከቢድ ህውከት ኢያ ዘላ ካልእ ታሪኻዊ ፖለቲካዊ መሰጋገሪ ኸኣ ኣንጠልጢሉ ኢዩ ዘሎ ። ኣብ እተፈላለየ ኽፍልታት እታ ሃገር ቀጻሊ ግጭታት መንግስቲ ዘቀላጥፎ ጥሜት ኣብ ምልእቲ እታ ሃገር እተላዕለ ሓድሽ ጸረ-መንግስቲ ናዕቢ ከምኡውን ቀርኒ ኣፍሪቃ እንደገና ህውከት ዝመልኦ ኢዩ ዘሎ መጻኢ ኸኣ ኣዝዩ ዘየተኣማምን ኢዩ። ኢትዮጵያ ኣብ እዋን ደም እያ ዘላ፣ ብዙሕ ቅልውላው ንመሰረት […]

መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)

መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)ፈጻሚ ኣካል ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ፈጻሚ ኣካል ውሓኤ) ኣብ ዕለት 13-07-2021 ህጹጽ ኣኼባኣካይዱ። ቀንዲ ኣጀንዳ’ቲ ህጹጽ ኣኼባ ከኣ ብዛዕባ’ዚ ኣብ ትግራይ ተኸሲቱ ዘሎ ሓዲሽ ኲነታትንምዝታይ’ዩ። ነዚ ኣመልኪቱ ፈጻሚኣ ኣካል ውሓኤ እዚ ዝስዕብ መግለጺ የውጽእ።ዝኸበርካ መንግስትን ህዝብን ትግራይ!ጸረ-ህዝቢ ዝዀነ ገባቲ መሪሕነት ጉጅለ ህግደፍ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ሕጂ ርእይዎ ዘይፈልጥን መዘናዘይብሉን በደል ኣብ […]