ቀደም ደገፍቲ ስርዓት ዝነበሩ ሰባት ኣብ ካርቱም ኣብ ስግኣት ኣለው 24 ጥቅምቲ 2021 (ካርቶም) –

ደገፍቲ እቲ እተሰጕጐ ስርዓት ነቲ ኣብ ካርቱም ዚርከብ ትካል ዜና ሱዳንን ሚኒስትሪ ሓበሬታን ኪሃንጽዎን ኣብታ ርእሲ ኸተማ ዚርከብ ሓያሎ ስትራተጅያዊ መገድታት ኪዓጽዉን ፈተኑ ። ሰዓብቲ እምነት ምስልምና ሱዳን ነቲ ኣብ መንጎ ሲቪልን ወተሃደራትን ዘሎ ቐጻሊ ጋግ ተጠቒሞም ነቲ ናይ መሰጋገሪ እዋን ከህድእዎን ንመንግስቲ ሃምዶክ ከጥፍኡን ኢዮም ዝጽዕሩ። ቀዳም ሓደ ጕጅለ “ተረፍ ናይቲ እተሰጕጐ ስርዓት” ንመራሕቲ […]

ኤርትራዊ ለብም፣ አርሒቕካ ንጽባሕ ዝመጸካ አስተውዕል።ተስፋይ ተኽለ (ደበሳይ)10/23/2021

አብ መንጎ እቲ ብአብይን ኢሳያስን ማእከሉ ዝገበረ፣ ዶብና ቀይሕ ባሕሪ ኢዩ ዝብሉ ናይ አምሐራ ተስፋሕፋሕቲ ሐይልታት ከአ ዝተጠርነፈ ግንባርን፣ ብህወሐት ዝምራሕ ክልላዊ መንግስትን ናይ ትግራይ ውግእ ሐይልታትን ዝካየድ ደማዊ ግጭት አብ ዝለዓለ ጥርዙ ምብጽሑ ዓለም ምሉእ ዝከታተሎ ዘሎ ኢዩ።እቲ ንፖለቲካዊ መስመር ኢሳያስ ዝምእዘዝ፣ ብሽም ኤርትራ ከአ ዝደለዮን ፊን ዘበሎን ጉጅላዊ ውሳኔታት ብምሕላፍ አካል ውሽጣዊ ጎንጺታት […]

Ethiopia: World Powers Urge Factions in Tigray Conflict to Embrace Dialogue ሓይልታት ዓለም ነቶም ኣብ ውግእ ትግራይ ዝነበሩ ጕጅለታት ምይይጥ ኪቕበሉ ተማሕጸንዎም

https://allafrica.com/stories/202110140131.html?utm_campaign=allafrica%3Aeditor&utm_medium=social&utm_source=twitter&utm_content=promote%3Aaans%3Aabmrjk

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኢትዮጵያ 7 ሰበ ስልጣን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናይ ምስጕጕ ሕጋዊ መሰል ከም ዘይብላ ገለጸ UN says Ethiopia has no legal right to expel 7 UN officials

https://apnews.com/article/africa-united-nations-ethiopia-antonio-guterres-abiy-ahmed-f5c9015472474462081a8fd769e5b18e

ኢትዮጵያ 7 ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ው. ሕ. ሃ.UNICEF OCHA

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጣዊ ጕዳያታ ጣልቃ ብምእታዎም ሸውዓተ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ክስጐጉ ኣዚዙ ኢዩ። ሓሙስ ናይ ግብረ – ሰናይ ሰራሕተኛታት ናብቲ ን11 ወርሒ ዝኸውን ብውግእ ተዋሒጥዎ ዝጸንሐ ውግእ ዝመልኦ ዞባ ትግራይ ክኣትዉ ከም ዘይክእሉ መጠንቀቕታ ክሰምዑ ኸለዉ ኢዩ እዚ ስጕምቲ እዚ እተወስደ ። እቶም ሸውዓተ ኻብ ማዕከን ቈልዑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት […]

ብ ቀይሕ ምንጻፍ ዝተቀበልዎ ውልቀ መላኺ ኣብ ቀይሕ ደም ኣጥሒልዎም ።

ክንዲ ፍረ ኣድሪ ክብረት ህዝቡን ፍቅሪ ዓዱን ዘይብሉ ዕሉል መራሒ ሃገረ ኤርትራ ብዝግባእ መንነቱ ኣመስኪሩ ኣሎ ። ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ኣቢሉ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሰላም ክሰፍን ኢዩ ተባሂሉ ዘይተተስፈወን ሃንቀው ዘይበለን ዳርጋ ኣይነበረን ። ብፍላይ መብዛሕቱ ህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ ኢዩ ተተስፍዩ ኔሩ ። እቲ ምንታይሲ ኣብ ኩሉ መዳያት ኣብ ልዕሊኡ ዝወረደ ኣደራዕ መወዳድርቲ ስለ […]