ዘሕዝንን ዘነውርን ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ን25 ዓመት ዘገልገለ ናይ ኤርትራውያን ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኣብ ዳላስ ፎትዎርዝ ብለይቲ ታቦት ሰሪቆም።

ኣብ ዳላስ ፎርትወርዝ (Dallas Forthworth)መድሃኒኣለም ኦርቶሆዶክ ናይ ኤርትራውያን ቤተክርስትያን ንብረት ማለት ኩቡር ታቦት ኣደይ ማርያምን መድሃኒኣለምን ኩሉ ናይ ካህናት ጸንጽል ብደገፍቲ ህግደፍ ብለይቲ ኣጸልሚቶም ከውታ ለይቲ ሰዓት 1፡00 ሰሪቆሞ ካብቶም ዝተሳተፈ ሰብ ቀንዲ ተዋሳኢሙስየ ዝባሃል ሐላፊን ቀሺ ሰለሙን ቀሺ ፍጹም ኢዮም ነዛ ቤተክርስትያን ናብ ስርቂ ብለይቲ ዝተዋፈሩ ኢብል ካብቶም መሰኻኽር ሐደ ካቦኦም ተባዕ የማነ ባርያ […]

UK MP calls for sanctions against Eritrea over involvement in Ethiopia’s Tigray region conflict ኣባላት ባይቶ ዩናይትድ ኪንግደም ማዕቀብ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣዊጃ

https://www.news24.com/news24/africa/news/uk-mp-calls-for-sanctions-against-eritrea-over-involvement-in-ethiopias-tigray-region-conflict-20221101

U.S. Will Not Hesitate to Use Sanctions to Ensure Ethiopian Ceasefire Agreement Is Respected ሕቡራት ኣመሪካ መጠንቀቅታ ሂቡ ንሰላም ዝዕንቅፍ እገዳ ኻብ ምጥቃም ድሕር ኣይክብልን እዩ

https://www.usnews.com/news/world/articles/2022-11-15/u-s-will-not-hesitate-to-use-sanctions-to-ensure-ethiopian-ceasefire-agreement-is-respected