https://www.cbc.ca/news/canada/calgary/calgary-police-150-people-1.6956168
Author: Administrator
Israel’s Netanyahu says he wants Eritrean migrants involved in violent clashes to be deported ፕራይም ሚንስተር እስራኤል ነቶም ኣንጻር ሰላም ደገፍቲ ህግደፍ ክጥርዝ ሙኻኑ ኣታሐሳሲቡ
https://apnews.com/article/migration-israel-netanyahu-eritrea-violence-clash-25d4e5ebe0bda2d6c40e2ae25c1e0cf4
Rival Eritrean groups clash in Israel, leaving dozens hurt in worst confrontation in recent memory ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻ ዓምጺ ህግደፍ ፓሊስ እስራኤል ንውጹዕ መሊሶም ክውጽዑ ዓገብ
https://abcnews.go.com/International/wireStory/dozens-injured-protest-asylum-seekers-eritrean-embassy-israel-102881037
Why are Eritreans rioting against their regime in Israel?ንምንታይ ኤርትራውያን ኣንጻር ህግደፍ ይቃወሙ ኣለዉ?
https://www.jpost.com/israel-news/article-757299
Rival Eritrean groups clash in Israel, leaving dozens hurt in worst confrontation in recent memory ተቃወምቲ ብርጌድ ንሐመዱ ኤርትራ ኣብ እስራኤል ምስ ህግደፍ ፈስቲቫል ጥምጥም ኮይኑ
https://apnews.com/article/israel-eritreans-protest-asylum-seekers-clashes-4e9824a25b635ee0fd669fb1b31d7a62
ፈዳይ ሕነ ብርጌድ ንሐመዱ 1961 ዝተጠልመ ቃልሲ ባንዴራ መለይ ሒዙ እምባሕ ይብል ኣሎ።
ፈዳይ ሕነ ብርጌድ ንሐመዱ ናይ ኣቦታቱ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ 1961 መቀጸልታ ኽይኙ ባኣፍራስን ፓሊስ ኣኽላባትን ይርገጽ ኣሎ ።ምዑታት መንእሰያት ነዚ ወለዶ ወሪዱዎ ዘሎ መከራ ስለ ኣጸቢቆም ዝነቅሑሉ ብዘይ ሐደ ድፊኢት ንህዝቦምን ንሃገሮምን ዋጋ ይከፍሉ ኣለዉ።ገሊኦም ጀጋኑ ኣሕዋትና ብሌን ዓይኖም ክስእኑ ከለዉ ገለ ኻኣ ክቢድ ማህሰይቲ ወሪዱዎም ኣብ ሆስፒታላት ይርከቡ።ከም በዓል ውዜማ ደጀን ዛኣመሰሉ ጀጋኑ ውን […]
ወተሃደራውያን ኣዘዝቲ ጋቦን ስልጣን ከምዝተቖጻጸሩ ኣፍሊጦም
congratulation. https://www.bbc.com/tigrinya/articles/cldgndk134no
መንግስቲ ኤርትራዊ ኣብ ወጺኢ ፡ፕሮፓጋንዳ ባህላዊ በዓላት ኣምሲሉ ውግእ ምስ ካላሽኒኮፍን ጃምላዊ ቕትለት ኪፍጸም ድማ ጻውዒት የቅርብ ኣሎ Disguised as cultural festivals: Eritrean government spreads war propaganda with Kalashnikovs and calls for genocide
ከምቲ ኣብ ጊሰን ስትክሆልም ዝተካየደ ኣንጻር ህግደፍ ፈስቲቫል ሕጂ ውን ብምስምስ ኣብ ስዊዝዘርካንድ ከካይዱ ይሐስቡ ምህላዎም ኣብ አብ በርን ዝተባህለት ቁሸት ብፓሊስ ከምተከልከሉ ይንገር ።በዚ ኣጋጣሚ መስከረም 1 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኣምኽንዮም ነቲ ገባቲ ስርዓት ን30 ዓመት ንህዝቢ ኤርትራ ዘድመየላን ዘሕቀቀላን መዓልቲ ከኽብሩ ይሸባሸቡ ኣለዉ። ኣብቲ ጻውዒት ስእሊ ሰራዊት ኤርትረ ኣብ ትግርኛ ተጻሒፉ ኣሎ – […]
No letup in Sudan fighting as UN issues dire warning ው. ሕ. ሃ. ከቢድ መጠንቀቕታ ብምሃብ ኣብ ሱዳን ዝግበር ውግእ ኣየቋረጸን
https://news.yahoo.com/no-letup-sudan-fighting-un-174544211.html
The 4 biggest moments from this week’s BRICS summit — and why they matter ኣርባዕተ ኣገደስቲ ነጥብታት ብዛዕባ ብሪክስ
https://www.cbsnews.com/news/brics-summit-four-biggest-moments-why-they-matter/