ብሪጣንያ፣ ካብ ሰራዊት ዝሃደሙ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም ክምለሱ ጸገም የብሎምን ትብል -by Radio Erena

  ቤት ጽሕፈት ውሽጣዊ ጉዳያት ብሪጣንያ፣ ‘ካብ ሰራዊት ዝሃደሙ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም እንተተመሊሶም ዝኾነ ጸገም ኣይክገጥሞምን’ዩ’ ምባሉ ተነቒፉ። እቲ ቤት ጽሕፈት፣ ነዚ መደምደምታ ዝበጽሐ፣ ልኡኻቱ ናብ ኤርትራ ዑደት ብምክያድን ከም ዴንማርክ ዝኣመሰላ ካልኦት ሃገራት ብዛዕባ ኤርትራ ንዘዳለውኦ ጸብጻብ ብምውካስን’ዩ። ብሪጣንያ ብዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ዘማርራ ዘለዋ ሃገራት ኮይና፣ ነቲ ቀንዲ ኣፍደገ ስደት’ዩ እትብሎ […]

Eritrean National Council for Democratic Change Regional Office of North America Bay Area Committee – by Gebre Tekle Bay Area.

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ቤት/ጽሕፈት ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ሽማግለ በይ ኤርያ ኣብ በይ ኤርያ ካሊፎርነያ ንመስርሕ ካላኣይ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንምዕዋት መራሕቲ ጫንፈር ብዲሞኩራስያዊ ኣጋባብ መሪጾም ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲመኩራስያዊ ለውጢ ተቐማጦ በይ በይ ኤርያ ካሎፎርነያ ኣብዚ ማዓልቲ ምርጫ ጫፈሮም ፤ ነቲ መተካእታ ዘይቡሉ ጽላል ናይ ሓባር መቃለሲ ባይታ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ […]

Gebre Tekle ስውእ ገብሪሂወት ወዲ ሕምብርቲ ( ወዲ ሕምብርቲ) 

  ዝከበርኩም ክቡራት ደለይቲ ፍትሒ ታሪኻውን ፍትሓውን ኣብ መትከሉ ነቕ ዘይብል ጅግና ሓርበኛ ስውእ ገብሪሂወት ሕምብርቲ ስእሉ ንኽረክብ ዘይ ሓተትክዎን ዘይ ፈተሽኩዎን ኣይ ነበረን ናይ ጅግና ስእሊ ደበኽ አሉ ኣብ ፌስቡክ መስጅ ናተይ በቲ ጅግና ገዲም ተቓላሳይ መስፉን መንግስቱ ተላኢኹለይ ክሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ነቲ ሰነድ ቃልስና ብጉቡእ ዝዕቅቦ ዘሎ መስፉን መንግስቱ ድማ ከተሞጉሱለይ ብትሕትና ይሓተኩም […]

ህዝቢ ኤርትራ፡ በትሪ ኣብ ኢድካ ተመን ኣብ እግርኻ!Assena media-by Hamis

ህዝቢ ኤርትራ፡ በትሪ ኣብ ኢድካ ተመን ኣብ እግርኻ! ኣብ ኣእሙረይ ብዙሕ ሓሳባት ይመጸኒ እሞ ምጥርናፉ ከኣ ይስእን። እዚ’ሞ እንታይ ዘገርም ኮይኑ ዘይ ንኹላትና ኢዩ ትብሉ ትኾኑ ገሌኹም፡ ሓቁ እኮ ኢዩ ኣነ ውን ብፍላይ ኣብ ከምዚ ጽምዋ ዓይነት ወይ ውን ንበይነይ ጎቦ ኣብ ዝኾንኩሉ ኣዝዩ ብዙሕ ሓሳባት ይመጸኒ እሞ ከመይ ጌረ ኣብ ወረቐት ጠርኒፈ ከምዘቐምጦ’ዩ ሕርብት […]

ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ህዝባዊ ማሕበራት -by ብያሲን ዑመር

ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ህዝባዊ ማሕበራት ቅድሚ ብዛዕባ ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ህዝባዊ ማሕበራት (civic societies) ምግንዛብና፡ ኣብ ዝዀነ ደሞክራሲያዊ ስርዓት መሰል ምቛም ህዝባዊ ማሕበራት፡ ብሃገራዊ ቅዋም ዝተሓለወ ዘይገሃስ ህዝባዊ መሰል (civil right) ምዃኑ ክንረቊሕ ግቡእን ጠቓምን ኢዩ። ኣብ ኲለን ደሞክራስያዊ ስርዓት ዝተኸላ ሃገራት፡ መሰል ምቛም ህዝባዊ ማሕበራት ኣብ ሃገራዊ ቅዋመን ብንጹር ተነጺሩ ዝሰፈረሉ ምኽንያት፡ ህዝባዊ ማሕበራት ብባህረን ደሞክራሲያዊ […]

The Isolated Regime of the Pariah State of Eritrea-by Tsehaye Debalkew

  The friendless regime of Isaias Afwerki today stands in stark comparison with its neighbors It is the regime’s malign meddling in its neighbors’ affairs, not its ruinous domestic record, that has incurred most countries’ opprobrium. Asmara stands accused of backing the al-Qaida-affiliated Islamist militants of al-Shabaab in Somalia, supporting insurgent groups in Djibouti, Uganda […]

We have no deal with Iran: Eritrean president -by GULF News

Eritrean president, in an exclusive interview, says refusal to obey is cause for US anger Isaias Afwerki is known for his tenacity, bravery and leadership.Image Credit: Gulf News Gulf News correspondent Abdul Nabi Shaheen with Eritrean President Isaias Afewerki in Massawa.Image Credit: Gulf News Massawa: Eritrean President Isaias Afewerki has disclosed for the first time […]

US urges citizens to flee Yemen by sea -by AFP

. Foreigners carry their suitcases as they arrive at Sanaa International Airport on April 6, 2015 as hundreds of foreigners are evacuated from conflict-hit Yemen (AFP Photo/Mohammed Huwais) Washington (AFP) – The United States admitted Monday that it has no immediate plans to rescue its nationals stranded in war-torn Yemen and urged them to flee […]