Up to this point, the atrocities of the so-called Islamic State (or ISIS) have been restricted to the territories they control in Iraq and Syria. But, a terrifying new video released this weekend by the terror group calls for supporters to carry out a 9/11 style attack on American soil — warning of “lone wolf” terrorists who may […]
Author: Administrator
عوناAwna
أكثر من خمسمائة جندي في معسكر تدريب للحوثيين بعصب يتدرب أكثر من خمسمائة جندي من الحوثيين في معسكر يبعد 7 كيلو عن الميناء الأرتري عصب أقصى جنوب شرق أرتريا و أوضح المصدر المطلع الذي تحدث لوكالة زاجل الأرترية للأنباء ” ” ZENA أوضح أن المعسكر يدرب الحوثيين على المدفعية والتفخيخ بتركيز كبير إلى جانب […]
Around fifty thousand Eritreans are stranded in Yemen Written by: Gedab News
Over 200,000 African refugees still remain stranded in Yemen, they are predominantly Somalis, Eritreans and Ethiopians. Chinese, Pakistani and Indian ships have evacuated their citizens, and so were the Westerners evacuated immediately after the war broke. So far, the regional governments have not made an attempt to evacuate their citizens. Somalia is the only […]
ምፍልላይ ህዝቢ ኤርትራ ንስርዓት ኢሳያስ ዕድመ ሂብዎ By assenna
ስርዓት ኢሳያስ ቃሕ ዝበሎ ስጉምቲ ክወስድ ዝገትኦ ሓይሊ ወይ ዝኽልክሎ ሕጊ ስለዘየለን ዛጊት ነዚ ዘሎ ኣረሜናዊ መንግስቲ ዝብድህ ዝተወደበ ህዝባዊ ተቃውም ስለዘይተመስረተን፡ ስርዓት ኢሳያስ ዘይፈርስ እምባ ኣምሲልዎ ኣሎ።ብርግጽ ስለያዊ፡ ፖለቲካውን ዲፕሎማስያውን ኣወዳድባ ስርዓት ህግደፍ ኣነኣኢስካ ምርኣይ፡ ንኽውንነት ምኽሓድ’ዩ። ስርዓት ኢሳያስ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕን ተጻባእቱ ንምድቋስን ቢልዮናት ገንዘብ’ዩ ዝስልዕ። ኣብ ርእሲኡ፡ ስርዓት ኢሳያስ ሓቅታት […]
በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ Bay Area Eritreans for Democratic bayareaedc@gmail.com
ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ቤይ ኤርያ ካሊፎርንያ ነቲ ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝካየድ ዘሎ ኣረሜናዊ ኣባይቲ ናይ ምዕናው ተግባር ይኹንን እቲ ንህዝብና መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላቱን ሓርነቱን ጊሂሱ ብቑጠባውን ማሕበራውን ሕሰም ዘሳቕዮ ዘሎ ዓመጸኛ ስርዓት፡ ካብ መወዳእታ ወርሒ ዓመተ 2014 ኣትሒዙ ውን ነቲ ዜጋታት ሙሉእ ዕድሚኦም ሰሪሖም ብዘጠራቐምዎ ገንዘባውን ንዋታውን ሃብቲ ዝሃነጽዎ ገዛውቲ ብዘይ ዝኾነ […]
ምስጋና ምሉኣት ስድራቤት
ምስጋና ገዲም ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ክፍሉ፡ ብ 27 መጋቢት (March 27) 2015 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ግዝኣት ጆርጅያ-ኣትላንታ ድሕሪ ምዕራፉ፡ ብ 08 ሚያዝያ (April 08) 2015 ኣብ ዓዲ-ኳላ፡ ስድራቤቱ፡ ቤተሰቡን ፈተውቱን ኣብ ዝተረኸብዎ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ። ስውእ ተስፋማርያም ወልደማርያም፡ ንዝሓደሮ ሕማም ሕክምናዊ ምክትታል ኣብ ዝገብረሉ ዝነበረ እዋን፡ ብኣካል ካብ ርሑቕን ቀረባን ብምምጻእ፡ ከምኡ’ውን ስልኪ […]
In historic face to face, Obama, Castro vow to turn the page
PANAMA CITY (AP) — President Barack Obama and Cuba’s Raul Castro sat down together Saturday in the first formal meeting of the two country’s leaders in a half-century, pledging to reach for the kind of peaceful relationship that has eluded their nations for generations. In a small conference room in a Panama City convention […]
ወዱ ንኢሳይያስ ምስ ኣርባዕተ ርእሱ ካብ ኤርትራ ክሃድም ፈቲኑ
ኣስመራ፡ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ብሰንኪ’ቲ ንምልካዊ ምሕደርኡ ዝፈታትኑ፡ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዝተኸስቱ ዓበይቲ ተረኽቦታት፥ ኣብ እዚ ዘይበሃል ሃውተታ ኣቲዩ ምህላዎ ተፈሊጡ። እሙናት ምንጭታትና ከም ዝሓበርዎ፡ ወዱ ንመላኺ ኢሳይያስ ብርሃነ ዝተባህለ ከምኡ’ውን ወዳ ነታ ፍልጥቲ ድምጻዊት ኣብረሀት ኣንከረ ( ጓል ኣንከረ) ዝረከብዎም 4 መንእሰያት ናብ ሱዳን ገጾም ክሰግሩ ብሓይልታት ዶብ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ከም ዝተታሕዙ ተፈሊጡ። ናይ ምህዳም […]
መምህር መምህረ ሊቕ ሊቓዉንቲ መምህር እዮብ ሶቓር
መምህር መምህረ መማህራን ሊቕ ሊቓዉንቲ፡ ብምጉት ታሪኽ ዘይብሉ መዳርግቲ፡ ንያሬድ ማህሌታይ ግእዝ መዳጉምቲ፡ ሃሌታ ፖለቲካ ንትግርኛ ከፋቲ። ረቒቅ ዝልሳኑ ቓሉ ዘየሰልቲ፡ ቐለሙ ከይነጸፈ ንድቓስ ዘየዛቲ፡ ሳዋ ትመስክር መዓስከር ጸሓፍቲ፡ ኩሉ’ዶ ወሲድካዮ ገደፍካ ሕፍንቲ። ታሪኽ ተራኺ ንኽብሪ ተስቖርቛሪ፡ ባሕሪ ልበናኡ ንኹሉ ሰታሪ፡ ቐላሲ ባሕረ ሓሳብ ንስሕበተ ፍቕሪ፡ ብራና ከይገንጸለ ቓሉ ዘይስንዝሪ። ድሙቕ ዝኣወርኡ ግሩም […]
ንስለ ዝኽሪ ኩቡር ሓዉ ተስፋማርያም ወልደማርያም – ነጸረ ተ/መድህን ለንደን
ንስለ ዝኽሪ ኩቡር ሓዉ ተስፋማርያም ወልደማርያም – ተመክሮ ቃልስኻ – ካብ ሰዓታት ናብ መዓልታት፣ ካብ ሰሙናት ናብ ወርሓት፣ ካብ ወርሓት ናብ ዓመታት ደማሚረ ብዕምቆት ክትንትኖ እኳ እንተ ዘይከኣልኩ፡ ንድምር ኣወንታዊ ዉጺኢታቱ ሓሓሊፈ ፈይ-ፈይ ከብል ግን ብዙሕ ዘሸግረኒ ኣይመስለንን። ተስፎም – ኣበርክቶኻ ዝምስክሮ ንዕምቆትን ስፍሓትን ክለሳ-ሓሳባዊ ዓቕሚ ሰራዊት-ሓርነት ዓቢ እጃም ካብ ዘበርከቱ ባእታታት ሓደ ኢኻ። […]