Libya migrants: Boats with 1,150 refugees head to Italy in wake of Mediterranean drowning disaster  

Migrants wait in the port of Lampedusa to board a ferry to be transferred to Porto Empedocle in Sicily(Alberto Pizzoli/AFP) Three more boats containing a total of 1,150 Eritrean and Ethiopian migrants are headed to Italy after sailing from the Libyan coast last night, an Eritrean activist and an aid organisation have toldIBTimes UK. The […]

ጽ ግ ዕ ተ ኛ ካ ብ ም ዃ ን ም ው ጻ እ፡ by Abede Tesfay

ሓረግ ንበይና ደው ክትብል ስለዘይትኽእል ህላዌኣ ከተረጋግጽ ናብ ዓቢ ኦም ክትጥንጠን ኣለዋ፣ ኣብ መሬት ከተስፋሕፍሕ እንተጀሚራ፡ ኩሉ ይረግጻ እንስሳታት ድማ ይበሎዑዋ። ስለዚ ክትነብር እንተኾይና ክትጽጋዕ ጥራዩ ዘለዋ። ልክዕ’ዩ ህዝብታት ይኹና ሃገራት እውን ከከምቲ ዘዋጽአን ናብ ዓበይቲ ወይ ርእሰ- ሃያላን ሃገራት ይጽግዓ እየን፣ እዚ ልኡላውነተን ብዘየዕብር መንገዲ ክገብራኦ ከለዋ ጥቕሚ ክህልዎ ይኽእል እዩ። ጸጥታዊ ውሕስነት እውን […]

ልዕሊ 400 ስደተኛታት ማእከላይ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ማዕከናት ዜና ጸብጻባተን የስፍራ ኣለዋ።

ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 400 ስደተኛታት ማእከላይ ባሕሪ ቆሪጾም ጥልያን ኣብ ዝተቓረብሉ ረዳኢ ብዘይብሉ ኣሰቃቒ ህሞት ከምዝጠሓሉ ማዕከናት ዜና ጸብጻባተን የስፍራ ኣለዋ። ሕጂ ኸ ኣደ መን ኮን እያ ልባ ብልሒ ሰፍ ሓዘን ክስንጥቆ? እንዳመን ገዛ ኮን እዩ ንስላሳይ ራብዓይ ግዜ ዳስ ሓዘን ክትከሎ? ኤርትራውነትካ ትፍንፍነሉ ተካል ዘመን This is what the LORD says: “A voice […]

ኣባይቲ ምፍራስ -by Gereger media.

ጨካን ጉጅለ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ነቲ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ዝጀመሮ ዋኒን ናይ ምፍራስን ምዕናውን ኣባይቲ ደቂ ሃገር ገና ይቕጽሎ ምህላዉ ትከታተልዎ ኣለኹም። ኣረሜናዊ ግፍዓዊ ጉጅለ ህ.ግ.ደ.ፍ. ነታ እንኮ መዕቈቢትን መጽለሊትን ናይ ዜጋታትና ዝዀነት ገዛ ንምፍራስ ዝሃቀኖ ውዲት ምስቲ ብመሰረቱ ካብ ነዊሕ እዋን ዝወጠኖ መደብ ህዝብን ሃገርን ምጽናት ተኣሳሲሩ ዝኸይድ ዕላምዩ። መንእሰያት እናጽነተ ሃገር እናዕነወ ገዛውቲ ምፍራስ […]

ምስጋና By assenna

ምስጋና ገዲም ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ክፍሉ፡ ብ 27 መጋቢት (March 27) 2015 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ግዝኣት ጆርጅያ-ኣትላንታ ድሕሪ ምዕራፉ፡ ብ 08 ሚያዝያ (April 08) 2015 ኣብ ዓዲ-ኳላ፡ ስድራቤቱ፡ ቤተሰቡን ፈተውቱን ኣብ ዝተረኸብዎ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ። ስውእ ተስፋማርያም ወልደማርያም፡ ንዝሓደሮ ሕማም ሕክምናዊ ምክትታል ኣብ ዝገብረሉ ዝነበረ እዋን፡ ብኣካል ካብ ርሑቕን ቀረባን ብምምጻእ፡ ከምኡ`ውን ስልኪ ብምድዋል […]