መንግስቲ ኤርትራ፡ መተካእታ ናይቶም ክስራሓሎም ዝጸንሐ መሰጋገሪ ሲቪላውን ገበናውን ሕግታትን ስርዓቶምን ንትግባረ ኣብቂዑ

ሓዳስ ኤርትራ 12 ግንቦት 2015 መንግስቲ  ኤርትራ፡  መተካእታ  ናይቶም  ክስራሓሎም  ዝጸንሐ  መሰጋገሪ  ሲቪላውን  ገበናውን ሕግታትን  ስርዓቶምን  ንትግባረ  ከምዘብቅዐ፡  ሕጊ  ንግድ  ድማ  ስዒቡ  ንትግባረ  ከምዝበቅዕ፡ ሚኒስተር  ፍትሒ  ፈውዝያ  ሃሽም፡  ምስ  ማዕከናት  ዜና  ኤርትራ  ኣብ  ዘካየደቶ  ቃለ-መሕትት ሓቢራ። ሚኒስተር  ፈውዝያ፡  ህዝቢ  ኤርትራ  ንልዕልና  ሕጊ  ዝተቓለሰን  ብዙሕ  ማሕለኻታት  ሓሊፉ ህላውነቱ  ዘረጋገጸን  ስለዝኾነ፡  ንመጻኢ  ትውልዲ  ብሰላም  ዘነባብር  ሕጊ  ምድላው  ኣድላዪ ከምዝነበረ  ብምግላጽ፡  መንግስቲ  ኤርትራ  […]

ሻዕብያ ካብ ጀብሃ እንተዘይትፍለ ናጽነት ምተረኽበዶ ነሩ? ርሑስ በዓል ናጽነት 2015 ቀለታ ኪዳነ

    ሻዕብያ ካብ ጀብሃ እንተዘይትፍለ ናጽነት ምተረኽበዶ ነሩ?  ርሑስ በዓል ናጽነት 2015 ቀለታ ኪዳነ 1ይ. ሜዳ ኤርትራ ካብ ሓደ ውድብ ንላዕሊ ክጸውር ኣይክእልን ኢዩ 1971። (ጀብሃ) 2ይ. ካብ ሎሚ ንድሕሪት ናይ ውድባት ሓሸውየ የልቦን 1991። (ሻዕብያ)   ብዛዕባ ሕሉፍ ታሪኽ ውድባት ንምትንታን ዘይኰነ ኵሉ በብመልዓሊኡን ኣብ ኣጋጣሚኡን ስለዝለዓል ኢዩ። ብ1971 ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ጀብሃ) […]

Exclusive: Risking death at sea over death at home By Christiane Amanpour and Dominique van Heerden, CNN Updated 1:58 PM ET, Thu May 21, 2015

CNN witnesses dramatic migrant rescue in Mediterranean 05:15 Watch for Amanpour’s full video report on Thursday, and tune into Amanpour at 8pm CET on Thursday, when Christiane will broadcast live from Lampedusa. Lampedusa, Italy (CNN)The Italian Navy approached the rickety wooden ship with caution, and a wide berth. Go in too quickly, and the people […]

ሕቶ ብሄር ብዓይኒ ፖለቲካዊ ደሞክራስን ተፈጥሮኣዊ መሰልን

ሕቶ ብሄር ብዓይኒ ፖለቲካዊ ደሞክራስን ተፈጥሮኣዊ መሰልን ደሞክራስያዊ ሕቶ ብሄራትን ብሄረ-ሰባትን ኣፈታትሓኡን ካብ ቅድሚ ኣማኢት ዓመታት ጀሚሩ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከዘራርብ ከሰሓሕብ ዝጸንሐ ዛዕባ’ዩ። ብኸመይ መልክዕ ይግለጽ ካልእ ጉዳይ ኮይኑ: በቶም ብሄራትን ብሄረ-ሰባትን ዝለዓል ሕቶ፡ ሕቶ መሰል ሕቶ መንነት’ዩ። እቲ ዘዘራርብ ዘሰሓሕብ ምኽንያት እከለ ብሄር ወይ ብሄረ-ሰብ ኣካል ኣምሳልና ስለዝኾነ፡ ምስኡ ተዛሚድና ተዋሊድና ስለ ዝኾና፡ […]

ንመጀመርያ ግዜ ብጃላቡ ካብ ኤርትራ ንሱዳን ዝኣተዉ 32 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከባቢ ሰዋኪን ብኣባላት ኤሚግሬሽን ሱዳን ድሕሪ ምትሓዞም ናብ ኤርትራ ‘ክጥረዙ’ ስለዝተወሰነሎም ኣብ ከቢድ ስግኣት ከምዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። By assenna on May 19, 2015

  ንመጀመርያ ግዜ ብጃላቡ ካብ ኤርትራ ተበጊሶም ዝሓለፈ ሰሙን ምብራቕ ሱዳን ዝኣተዉ፣ ሓደ ወዲ 6 ዓመት ቆልዓን 9 ደቀንስትዮን ዝርከባኦም 32 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብኤሚግሬሽን ሱዳን ተታሒዞም ኣብ ሰዋኪን ኣብ ዝርከብ ቤትፍርዲ ድሕሪ ምቕራቦም ናብ ኤርትራ ‘ክጥረዙ’ ስለዝተወሰነሎም ኣብ ከቢድ ስግኣት ከምዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ ፣ እቲ ብ ምትእትታው ኤምባሲ ስርዓት […]