African Union holds memorial for dead migrants 7 hours ago BBC NEWS

  Diplomats, religious leaders and former migrants gathered for a memorial service at the African Union headquarters in Addis Ababa for the thousands of migrants who have died as they tried to cross the Mediterranean. The African Union has been accused of failing to respond to the recent surge in the number of would-be migrants. […]

Migrant crisis: EU asks states to accept 40,000 asylum seekers 27 May 2015 From the sectionEurope

  Tens of thousands have tried to make the perilous Mediterranean crossing this year The European Commission has called on EU member states to take in 40,000 asylum seekers from Syria and Eritrea who land in Italy and Greece over the next two years. Germany, France and Spain would receive the most migrants under the […]

ኣብ ህይስተን ዘለዉ ኤርትራውያን፡ ኣብ ሃገሮም ዘለዎም መብጽዓ ኣሐዲሶም

ኣብ ህይስተን ዘለዉ ኤርትራውያን፡ ኣብ ሃገሮም ዘለዎም መብጽዓ ኣሐዲሶም ኣብ ህይስተን ዝርከቡ ኤርትራውያን ብ ቀዳም 23 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኣኽቢሮም። ከምኡውን ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፡ ሊብያን ካለኦት ቦታት ዝሃልቁ ዘለዉ ወገናቶም ብጸሎትን ሽምዓ ብምብራህን ዘኪሮሞም። ኣብ’ቲ ብማሕበር ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ኮሚኒቲ፡ ኣብ በርነት ፓርክ ዝተዳለወ ጽንብል፡ ካብ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዝበርከተ ናይ መራሕቲ ሃይማኖታት፡ ናይ ደቂ […]

ንሕና ኤርትራውያን መን ኢና?

ንሕና ኤርትራውያን መን ኢና? ግንቦት 24 መዓልቲ ናጽነት፡ ንዓና ኤርትራውያን መዓልቲ ሓጎስን ጽንብልን ክትከውን እዩ ዝግብኣ። ኤርትራ ናጻ ዝኾነትሉ፡ ሃገር፡ ባንዴራ፡ ፓስፖርት፡ ኤርትራውያን ዝብል ሽም ዝረኸብናሉ’ውን እዩ። የግዳስ እቲ ቃልሲን መስዋእትን ነዚ ጥራሕ ዲዩ ነይሩ? ራእይና ከም ህዝብን ሃገርን ክሳብ ክንድኡ ሓጺርን፡ ድርቃምን ዲዩ ነይሩ? ሕጂ ድኣ እንታይ ወረደና? ንምውታትና ዘይነኽብር፡ ንህልዋት ፋዕራ ዘይብልና፡ ፍርቂ […]