ምምሕዳር ሃገረ ኤርትራ ካብ ዓዲ ሃሎ ቀለታ ኪዳነ – መውዓሊ ገዛ ፕረሲዳንት ኣብ ዓዲ ሃሎ 06/22/2015 ሎሚ ምምሕዳር ሃገርና ካብታ ርእሲ ከተማ ሃገርና ካብ ኣስመራ ዘይኮነ ካብ ዲጋን ሕርሻን ዓዲ ሃሎ ምዃኑ ዝካየድ ክትሰምዕ ከሎኻ ክትኣምኖ ዘሸግር’ኳ እንተዀነ ብጭብጥን መረጋገጽን ክቐርበልካ ከሎ ግን ካብ ምእማን ሓሊፍካ ክትህቦ ትኽእል ምኽንያት ኣይትረክብን። ፕረሲደንት […]
Author: Administrator
ፍርቂ ኤርትራ ኣብ መዕርፎ ባቡር ምድሪ ኤውሮጳ
ፍርቂ ኤርትራ ኣብ መዕርፎ ባቡር ምድሪ ኤውሮጳ ኪዱ ንሚላኖ ንሮማ ንዙሪክ ወይ ንፓሪስ’ሞ ኣንፈቶም ዝሰሓቱ ዝቶጎሳቖሉ ትሕቲ ዕድመን ልዕሊ ዕድመን ኤርትራውያን መንእሰያት ኪትዕዘቡ ኢኹም። ገሊኦም ቁጻር ፌስታል ገሊኦም ተሓንጋጢ ቦርሳ ሒዞም ዘዘው ይብሉ። ኣብ ገጾም ናይ ተስፋ ቑርጸትን ዕርበት ሕልናን ስምዒታት ይንበብ። ጽሙኣት’ዮም ግን ከኣ ተረርቲ። ሂወቶም ኣብ ጉዕዞ እዩ። ዘይሕጋዊ […]
Preparatory Committee-North America Support Group
Migrant crisis: from Eritrea across Europe by rail SATURDAY 20 JUNE 2015 World
As Europe’s leaders argue over the migrant crisis in the Mediterranean, Paraic O’Brien travels with a family of Eritreans as it makes its way from Italy to Germany, encountering chaos on the way. At 11 o’clock every night, two coaches on the Bolzano-bound train out of Rome are full of immigrants. They do not have […]
Amnesty International: the UN report on Eritrea urges strong action Rachel Nicholson
On Monday this week, the United Nations Commission of Inquiry (COI) on Eritrea released its much-anticipated report on the human rights situation in the country from independence to date. Its findings are damning: systematic, widespread and gross human rights violations have been and continue to be committed under the authority of the government. While not […]
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ክፍሊ ዜና ግሃድኤ-ሕድሪ፦
http://www.gereger.com/data/media/NQtX2kUWp.pdf
ህጹጽ ሐበሬታ ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ብመሰረት ዉድብ ሕብራት ሃገራት ዝመዘዞ መርማሪ ኮሚሽን ዘቅረቦ፡ንሓቀኛ መከራን ስቃይን ንሓቀኛ ምስልን ወጸዓን ህዝቢኤርትራ ዝገልጽ ጸብጻብ፡ ንስርዓት ህግደፍ ዕብድብድ ኣእቲዩሉ ይርከብ።
ህጹጽ ሐበሬታ ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ብመሰረት ዉድብ ሕብራት ሃገራት ዝመዘዞ መርማሪ ኮሚሽን ዘቅረቦ፡ንሓቀኛ መከራን ስቃይን ንሓቀኛ ምስልን ወጸዓን ህዝቢኤርትራ ዝገልጽ ጸብጻብ፡ ንስርዓት ህግደፍ ዕብድብድ ኣእቲዩሉ ይርከብ። ነቲ ጸልማት ትጎልቢቡን ብሚስጥርን ብቃጻን ብሽርበት መልክዕን ክፍጽሞ ዝጽነሐ፡ መዳርግቲ ዘይብሉ ጨካን አረመናዊ ገበናት፡ እነሆ ሕጂከም ጸሓይ ቀትሪ ቦጣዕጣዕ ኢሉ፡ከዊልካ ዘይክወል፡ ሽፊንካ ዘይ ሽፈን፡ኣመኽኒኻ ዘይሕለፍ አብ ጸቢብ ማሕንቆ ተቅርቂሩ፡ህዝቢ […]
ወዳጀ ልምዓት ብጽንዓት! ብ ሚኪኤል እምባየ (ኣራንቺ) Posted: 3:57 pm, May 22, 2015 by ENSF-HIDRI
ሎሚ ኣብ ድሮ እቲ መዳርግቲ ኣልቦ መስዋእቲ ከፊልና ትእምርቲ ዝሰራሕናሉ፡ 24 ግንቦት መዓልቲ ሓበንን ክብረትን ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነት፡ ክብርትን ፍልይትን ዕለት ናጽነት ኢና ንርከብ ዘለና፡፡ መበል ዕስራን ኣርባዕተን ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ 2015፡፡ ኣብዚ ሕጽር ዝበለ ትሕዝቶ ዝሓዘ ንእዋናዊ ጉዳያት ኣጉሊሑ ዘርእይ ጽሑፈይ፡ ትርጉም ናጽነትን ንናጽነት ዝኸፈልናዮ ኩቡር ናይ ህይወት ዋጋን ብዝርዝር ንምርኣይ ኣይኮነን፡፡……………….
ጅግንነትን ቆራጽነትን ብልሕን መስዋእትን ተሓኤ ዓቢ ግናዕ ናጽነት ኤርትራ’ዩ። By assenna on June 19, 2015
ጅግንነትን ቆራጽነትን ብልሕን መስዋእትን ተሓኤ ዓቢ ግናዕ ናጽነት ኤርትራ’ዩ። ሃገራዊ ቃልስና ካብ ዝቀጻጸል ኣትሒዙ፡ ተጻብኦታቱ ዋላ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ይደይብ፡ ሳላ’ቲ ውሁብ ሓቅነቱ ንኽምክት ህዝባዊ ግርማ ስለ ዝነበሮን፡ ካብ ዕለት ንዕለት ቅያታት ዘይተፍልዮ መስተንክር መስዋእቱ እንዳኣተርንዐ ዓወት ክጓናጸፍ ክኢሉ’ዩ። እቲ ተቓላሲ ባህርን መኸተን ህዝብና፡ ብቐንዱ እቲ ዋናኡ ህዝቢ ኤርትራን፡ ብፍላይ’ውን እቶም ኣብ ተጻብኦኡ ዝነበሩን፡ እሞ’ኳ […]
Migrants flood trains in desperate bid to leave Italy By Bethany BellBBC News 20 June 2015
The platforms at Bolzano station are often crowded with disappointed migrants As Italy struggles to cope with the Mediterranean migration crisis, its Alpine region of South Tyrol is facing an increasing stream of migrants who try to get to Germany or Scandinavia, through Austria. As the Venice to Munich express pulled in at Bolzano station, […]