http://www.gereger.com/data/media/is5F8jFCT.pdf
Author: Administrator
ናይ መን ንዕቀት`ዩ ?!! (2)
ናይ መን ንዕቀት`ዩ ?!! (2) ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ነቲ ኣዚዩ ኣሰቃቅን ስዉኣት ክሳብ ክንደይ ከምዝተጠልሙን ዘርኢ ዘሕዝን ዛኣንታ ወ/ሮ ለተሃንስ (ኣደ 4 ስዉኣት) እናተኸታተልኩ ገና`ቲ መደብ ከይተወደኤ ነቲ ኣብ ልበይ ዝተኣጉደኒ ሓዊ ብጀካ ቀለመይ ኣልዒለ ምሕንጣጥ ካልእ ከጥፍኦ ዝኽእል ከምዘየለ ተገንዚበ፤ ……… ነቲ ” ጉቡኡ እምበር መሰሉ ዘይፈልጥ ህዝቢ ክትበሃል እንኮለኻ`ኮ ናእዳ ኣይኮነን ውርደት`ዩ። ኣብ ጉዕዞ […]
Italian protesters torch beds to try block migrant arrivals 11 hours ago
. . Rome (AFP) – Residents in a chic Rome suburb and a northern Italian village staged angry anti-immigrant protests on Friday, with villagers setting mattresses ablaze in a bid to stop authorities from housing migrants. Authorities in the village of Quito plan to accommodate 101 immigrants in empty apartments, but several residents broke […]
ሓማስ፣ እስራኤላዊ ወትሃደር’ዩ ብምባል ቀይድዎ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ብእስራኤል ተኣሲሮም ምስ ዘለዉ ኣባላቱ ክለዋወጦ ፈቲኑ Radio Erena : 17 July 2015
ጉጅለ ሓማስ ናይ ፍልስጤም ኣብ ቃዛ ሒዝዎ ዝጸንሐ ኤርትራዊ፣ ምስ እሱራት እስራኤል ክለዋወጦ ንዝገበሮ ፈተነ ብእስራኤል ተነጺጉ። እዚ መንነቱ ዘይተነጸረ ኤርትራዊ ብስም’ቲ ብሓማስ ተታሒዙ ዝርከብ ኣባል ሰራዊት እስራኤል፣ ምስ እሱራት ክለዋወጥ እኳ እንተቀረበ እስራኤል ግና ኤርትራዊ ምዃኑ ድሕሪ ምርግጋጻ መሊሳ ናብ ሓምጃስ ከምዘረከበቶ፣ ንጸብጻብ ቴሌቪዥን እታ ሃገር (channel 2) ብምጥቃስ ወኪል ሬድዮ ኤረና […]
እስራኤል፣ ቅድሚ 31 ሓምለ 2011 ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ኤርትራውያን ናብ ሖሎት ክዳጎኑ ዘገድድ ሓድሽ ኣዋጅ ኣውጺኣ Radio Erena : 17 July 2015
ቅድሚ 31 ሓምለ 2011 ናብ እስራኤል ዝኣተዉ ኤርትራውያን ናብቲ ብክፉት ቤት ማእሰርቲ ዝፍለጥ ሖሎት ክዳጎኑ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ሓድሽ ኣዋጅ ኣውጺኡ። እቲ ሓድሽ ኣዋጅ ቅድሚ 31 ታሕሳስ 2011 ናብ እስራኤል ንዝኣተዉ ሱዳናውያን’ውን ከምዝምልከት ጠቒሱ ኣሎ። በዚ ካብ 19 ሓምለ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ሓድሽ ኣዋጅ መሰረት ኣብ እስራኤል ካብ ዝርከቡ 42, 143 ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን እቶም […]
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ 2700 ስደተኛታት ድሒኖም Print Email Radio Erena: 16 July 2015
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 2700 ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ከምዝደሓኑ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ብሮቡዕ 15 ሓምለ ዝተኻየደ፣ ኣብ 13 ጀላቡ ንዝነብሩ 2 700 ስደተኛታት ናይ ምድሓን ስርሒት፣ ሓይሊ ባሕሪ ጀርመንን ሓካይም ብዘይ ዶባትን’ውን ከምዝተሳተፉ ተሓቢሩ። ኣቐዲሙ ታጁራ ኣብ ዝተባህለ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ናይ ዝጠሓሉ ኣስታት 100 ሬሳ ከምዝተረኽበ ሰበ ስልጣን ኢሚግሬሽን እታ ሃገር […]
ግጭት የመን ካብ ዝጅምር፣ ዝበዝሑ ዜጋታት ኢትዮጵያን ሶማልን ዝርከብዎም 10 ሽሕ ስደተኛታት ናብታ ሃገር ኣትዮም Radio Erena: 16 July 2015
ግጭት የመን ኣብ ወርሒ መጋቢት ድሕሪ ምጅማሩ ጥራይ መብዛሕትኦም ዜጋታት ኢትዮጵያን ሶማልን ዝርከብዎም ልዕሊ 10 ሽሕ ስደተኛታት ናብታ ሃገር ከምዝኣተዉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ወኪል እቲ ኮሚሽን ኣብ የመን ዮሃንስ ቫንደር ክሎው፣ ግጭት የመን ብ 26 መጋቢት ድሕሪ ምጅማሩ ኣስታት 10500 ሓደስቲ ስደተኛታት ከምዝመዝገቡ ብምርግጋጽ፣ ብሰንኪ እቲ ግጭት ነቶም ስደተኛታት ናብ […]
ልዕሊ ሸውዓተ ሽሕ ተምሃሮ ካልአይ ደረጃ ዞባ ማእከል ብሓይሊ ተገዲዶም ናብ ሳዋ ወሪዶም። By assenna on July 16, 2015
ብዕለት 15 ሓምለ 2015 ካብ ዞባ ማእከል ብሓይሊ ተገዲዶም ልዕሊ ሸውዓተ ሽሕ ተምሃሮ ካልአይ ደረጃ ናብ ሳዋ ወሪዶም። እዞም ናይ ዓሰርተ ሓደ ክፍሊ ትምህርቶም ወዲኡም ናይ ዓስርተው ክልተ ክፍሊ ትምህርቶም አብ ሳዋ ንኽመሃሩ፤ ከምኡ ድማ ናይ መበል 29 ዞርያ ሃገራዊ አገልግሎት ኮይኑም አገልግሎቶም ንክቕጽሉ ብዝብል ስም ናብቲ ወፈሪ ባርነት ተባሂሉ ድጽዋዕ ናይ ባርነት መሰጋገሪ ማእከል […]
ብኢትዮጵያ ኣቢሎም ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዎም ብፖሊስ ሱዳን ዝተታሕዙ 15 ኤርትራውያን ብኣስገዳድ ናብ ኤርትራ ተመሊሶም ኣብ ሓሽፈራይ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። By assenna on July 16, 2015
ብኢትዮጵያ ኣቢሎም ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዎም ብፖሊስ ሱዳን ዝተታሕዙ 15 ኤርትራውያን፣ ብፖሊስ ሱዳን ኣብ ካርቱም ናብ ዝርከብ ኤምባሲ ስርዓት ኢሳይያስ ተረኪቦም ንሓደ ሰሙን ኣቢሎም ኣብ ቀጽሪ ናይቲ ስርዓት ምስ ጸንሑ ብኣስገዳድ ናብ ኤርትራ ተመሊሶም፣ ኣብ ሓሽፈራይ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብ ዝሓለፈ እዋናት፣ ከምዚ ዝኣመሰለ ኩነታት ከጋጥም ከሎ፣ ወከልቲ ስርዓት ኢሳይያስ፣ እቶም ስደተኛታት ኤርትራውያን ምዃኖም […]
ፈስቲቫል ፍራንክፈርት 2015 ድሕሪ ዓወት ጀንቫ ኸ ናበይ? እንታይ ይገበር?
http://www.gereger.com/data/media/soZ6QGcXv.pdf