http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/1508YU5-06RT.pdf
Author: Administrator
ብ 30 ዓመት ፈስቲቫል ካስል ብተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ዝቐረበ ናይ ደገፍ መልእክቲ Posted on August 15, 2015avatar
ዝኸበርኩም መሰረታትን መሪሕነትን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤረትራ ዝኸበርኩም ወከልትን መሰራታትትን ደለይቲ ፍትሒ ኤረትራዊያን ከምኡ ድማ ብዘይ ጾታ ኣፋላላይ ንሐርበኛታትን ንዋዕሮታትን ኣያታትን ንዝኸበርኩም ፈተውቲ ህዝቢ ኤረትራን» ንዝገበርኩምልና ዕድመ መሰረት ብምግባር ብሽመይን ብሽም ውደበይ ተጋድሎ ሐርነት ኤረትራ ክብ ዝበለ ናይ ቃልሲ ሰላምታይ ከማሐላልፈልኩም ከለኹ ፍናን ይስምዓኒ» እወ ነዚ ታሪኻዊ ፈስቲቫል ዚ ድሕሪ ቲ ንፍትሓዊ ቃልስና ዘጋጥሞ […]
ኤርትራዊ ድራማ ኣማኑኤል ሳህለ August 15, 2015
http://assenna.com
ኣብ ኤርትራ ንሸውዓተ ዓመታት ተኣሲሩ ዝጸንሐ ሱዳናዊ ከምዝሞተ ተገሊጹ Radio Erena: 14 August 2015
ኣብ ኤርትራ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሐ ሱዳናዊ ከምዝሞተ መርበብ ሓበሬታ ዲፕሎማት ገሊጹ። እቲ ማእሙን ዳርዊሽ ዝተባህለ ሱዳናዊ ንሸውዓተ ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ምጽናሕ ከምዝሞተ’ዩ እቲ መርበብ ሓበሬታ ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ጽሒፉ። ኣቐዲሙ ከም ሰኣላይ ድሕሪ ድማ ካብን ናብን ኣስመራ – ከሰላ ኣብ ንግዲ ተዋፊሩ ከምዝነበረ ዝተገልጸ እቲ ሱዳናዊ ዝተኣስረሉ ምኽንያት ኣይተጠቕሰን። ኣብ ከሰላ ዝርከቡ […]
መንገዲ ኣየር ፍላይ-ዱባይ፣ ካብ ጥቅምቲ ኣትሒዙ ካብን ናብን ኣስመራ ዱባይ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር’ዩ Radio Erena: 14 August 2015
ኣብ ዱባይ ዝመደበሩ መንገዲ ኣየር ፍላይ ዱባይ፣ ካብ 25 ጥቅምቲ ኣትሒዙ ካብን ናብን ኣስመራ ዱባይ ስሩዕ ናይ መጓዓዝያ በረራ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ መንገዲ ኣየር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ መዓልታት ማለት ሰኑይ፣ ሓሙስ፣ ዓርብን ቀዳምን ስሩዕ ናይ መጓዕዝያ ኣገልግሎታት ክህብ መደብ ሓንጺጹ ኣሎ። ብሒደት መንገዲ ኣየር ጥራይ ተባሒቱ ዝጸንሐ ዕዳጋታት ምብራቕ ኣፍሪቃ […]
ኤርትራ ኣብ ሰነድ ፈረንሳ Radio Erena: 14 August 2015
ድምጻዊ ቴድ ኣፍሮ ‘ሸማ- ደ- ፌር’ እናኸንጎድጉድ፣ ብምስትንታን እናቖዘመ ደድሕሪኡ ዝደግም መሳድድቲ ኔሩኒ’ዩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ። ‘ሸማ- ደ- ፌር’ ክርድኦ ዘይክኣልኩ ቃል ኣምሓርኛ’ዩ ዝመስለኒ ዝነበረ። በዛ ደርፊ ኣመና ምሱጥ ዝኾነ መሳድድተይ ግና፣ ‘ሸማ- ደ- ፌር’ ብቋንቋ ፈረንሳ መንገዲ ባቡር ምዃኑን፣ ባቡር ንኣፍቃሪቱ ሒዝሉ ንድሬዳዋ ገጹ ምሕንቡን ኣዘንተወለይ። ንፉዕ ደጋማይ ጥራይ ዘይኮነ ዘእምን ኣዘንታዋ’ዩ’ውን። ደርፍታት […]
Why is dialogue Important in Transition from Dictatorship to Democracy By Fesseha Nair
http://english.farajat.net/archives/9835
መርድእ ዕረፍቲ፡ ወይዘሮ ኣበባ ሓጎስ ትማሊ ሰሉስ ዕለት 11.08.2015
መርድእ ዕረፍቲ፡ ወይዘሮ ኣበባ ሓጎስ ትማሊ ሰሉስ ዕለት 11.08.2015 ወይዘሮ ኣበባ ሓጎስ (ሓውቲ ጸሃየ ተኽለሃይማኖት)፡ ብዝወረደን ሕማም ምኽንያት፡ ኣብ ከተማ ኡልም ካብ‘ዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ። ንቀዳምን ሰንበትን፡ ሓዘን ዝኻየደሉ ቦታ፡ ኣብ መናበሪ ቤተን ኣብ ክሎስተርሆፍ ቍ. 23፡ 89077 ሶፍሊንገን (Klosterhof 23, 89077 Söflingen) ክኸውን እዩ። ናይ ቀብረን ስነ ስርዓት፡ ንሰሉስ ዕለት 18.08.2015፡ ሰዓት 10 […]
ናብ ፌስቲቫል ደሞክራስያዊ ማሕበር መንእስይ ኤርትራ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደ.ግ.ሓ.ኤ/ ዝቐረበ መልእኽቲ፣
http://www.jeberti.com/a15/2015-08-07%20festival%202015-1.pdf
At least 40 migrants die in Mediterranean: Italy navy By Philip Pullella1 hour ago
. ROME (Reuters) – At least 40 migrants died after apparently getting trapped and suffocating in the water-logged hold of a fishing boat in the Mediterranean, the Italian navy said on Saturday. The victims are thought to have suffocated after inhaling fumes from fuel after the boat took on water in the hold, the […]