ሃገርና ንምድሓን ኩሉ ሓይልና አንጻር ባርባርዊ ስርዓት ህግደፍ ነቕንዕ ዝብል ጭርሖ ብምልዓል፡መሰረታት ባይቶ ሰሜን አሜሪካ ተሪርና ንቃለስ ንብል። ሕጂ’ውን ንድሕነት ህዝብናን፡ ሃገርናን ንምድሓን ዝተጠርነፈ ሓይልና ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ አብ አድማዒ ስራሕ ንምእታው መሰረታት ንሂሩ ክብገስ አለዎ ንብል። ድሕሪ ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ባይቶ ነብሱ ሰሪዑ፡ሰክረታሪያ ባይቶ 3፡ ፈጻሚት ኣካል 6፣ከምእውን አሰናዳኢት ሽማግለ […]
Author: Administrator
Ten Reasons Why Orota Medical School in Silent Demolition! By assenna on August 24, 2015
Education is one of the most important national investments that has to be done to impact the life of people and their futurity. A radical societal transformation cannot be achieved without well synchronized educational system, but the standard of higher education is moving down. It is less likely that Eritrea could advance in science and […]
UN ” ኣብ ሰማይ ዘሎ ደበና “ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ
ኣብ ሰማይ ዘሎ ደበና ንኹሉ ርጉጽ ዘይኮነ ትጽቢት ዝወሃብ ምስላ`ዩ። ኣብ ሰማይ ዘሎ ደበና ረጊጹካ ዝሓልፍ፤ ወይ ጠቃሚ ዝኾነ ውሱን ዓቀን ኣዝኒቡ ደው ዝብል፤ ወይ ከኣ ለኻኺሙ ዝኸይድ፤ ወይ ኣብ ዘይተደላዪ ወቅቲ ዘኒቡ ዘራእቲ ዘባላሹ ክኸውን ይኽእል። ደበና UN ነቲ ድሕሪ ምብቃዕ 2ይ ውግእ ዓለም ንነጻነት ኣፉ ከፊቱ ዝጽበ ዝነበረ ህዝቢ ኤርትራ ረጊጹ ብምሕላፍ ኣብ […]
Eritrean Priest Saves Migrant Lives, Lobbies Brussels August 21, 2015 2:21 PM
Congratulation Father Mussie Zerai Police in Ventimiglia, Italy drag Eritrean and Sudanese refugees from encampments near the French border last June. Paris officials refused to let them cross into France. In Eritrea’s mass exodus, all signs lead to Italy. If the migrants survive the Sahara, the kidnappers who rape and hold them for ransom, jihadists […]
ስዑዲ ዓረብ 21 ኤርትራውያን ጠሪዛ Radio Erena: 24 August 2015
ስዑዲ ዓረብ 21 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝጠረዘት ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ብቀዳም 22 ነሓሰ ልክዕ ሰዓት 11:00 ካብ ከተማ ጀዳ ዝተጠረዙ ኤርትራውያን፣ ኣስመራ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ድሕሪ ምእታዎም፣ ብመንግስቲ ዝተዳለወ ፎርም መሊኦም ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ ተወሲዶም ኣለዉ። እቶም ኤርትራውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ዝተጠረዝሉ ምኽንያት ናይ ቪዛ ጉዳይ’ዩ። ናብ ኤርትራ ቅድሚ ምጥራዞም ካብ ኣርባዕተ ክሳብ […]
ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ልዕሊ ሽወደናዊት መንእሰይ ፈጺሞም ዝተባህለ ጾታዊ ዓመጽ፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ብዘለዎም ሽወደናውያን ዝተጋወሓ ናይ ሓሶት ወረ ምዃኑ ተሓቢሩ Radio Erena: 25 August 2015
ኣብ ልዕሊ ሽወደናዊት መንእሰይ ብኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ተፈጺሙ ዝተባህለ ጾታዊ ዓመጽ፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሊፍ ጽልኢ ብዘለዎም ሽወደናውያን ዝተጋወሐ ናይ ሓሶት ወረ’ዩ ክትብል ካብ ዞባ ካርልስታንድ ዝዝርጋሕ ማዕከን ዜና ሽወደን ሓቢራ። ፖሊስ ሽወደን ነቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሉድቪካ ዝቀረበ ክሲ ከጸርይዎ ድሕሪ ምጽናሕ፣ እቲ ተፈጺሙ ዝተባህለ ገበን ሓሶት ምዃኑ ከምዘረጋገጹ’ውን እቲ ማዕከን ዜና ኣረዲኡ። […]
Merkel condemns ‘disgusting’ message of hate toward refugees By Josie Le Blond15 hours ago
. HEIDENAU, Germany (Reuters) – Chancellor Angela Merkel condemned on Monday violent protests against refugees that erupted over the weekend in eastern Germany, blaming them on far-right extremists who were bent on spreading a “disgusting” message of hatred. More than 30 police were injured in clashes in the town of Heidenau near Dresden […]
ዜና 3ይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ-ሕድሪ፡ Posted: 3:40 pm, August 24, 2015 by ENSF-HIDRI
http://http://hidri.net/
ባንደራ ኤርትራ ኣየነይቲ እያ?
ነዛ ብዛዕባ ባንደራ ኤርትራ ኣየነይቲ እያ? ኢላ ወይዘሪት/ወይዘሮ ሰላማዊት ፍስሃየ ንዝሓተተቶ ክቡር ኣቶ ባይረ ሰረቐ: ኣብ ሕቶ ሰላማዊት ፍስሃየ ርእይቶ ኣዚዩ ትኽክልን ሃናጽን መግለጺ እዩ ሂቡ ብዙሕ ከኣ አመስግኖ:: ብዓንደርእሱ ከምቲ ኣቶ ባይረ ዝበሎ ቅዋም ዘይብሉ መንግስቲ ካብኡ እትጽበዮ የለን :: ባንደራ ኤርትራ ኣየነይቲ እያ ብዝብል ኣርእስቲ ብ2011 ኣብ መርበብ ሓበረታ ዝዘርጋሕኩዋ እዛ ሰማያዊት ዝምድራ ብፈደረሺን ግዜ […]
ደምዳሚ መግለጺ 3ይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ-ሕድሪ
[…]
