ሰብን ዕንጨይትን ተሰባሪ ኢዩ። 2ይ ክፋል፡ 01.09. 2015፡

ዕድመ ንምጅማር ብረታዊ ቃልስን ሓድሽ ዓመትን! ኣቶ ኢሳይያስ ብንጉሆኡ። ኣብ ዝሓለፈ ኣርእስትና ፖለቲካዊ ስራሓት ምስጢር ምዃኑ ኣዕሊልና ኔርና። ዝተሸራረበ ሽርሕን ጉርሕን ንምርግጋጽ እንተተ ደለየ’ውን ስኑድ ሓበሬታ ምጽባይ ንርእሱ ናብ ጌጋ ከምዘውድቕ ጠቒስና። እቲ ዝ በለጸ መፍለጢ ሓቅነት እምባኣር ኣብ ተግባር ዝተሞርኮሰ ሳንዱቕ ሞዛይክ ፖለቲ ካ ምንባብ ይምረጽ። ኣብ ኣናብባ ባዕላውነትን ዘይብቓዕትን ናብ ጌጋ ከየውድቕ ምጥንቃቕ […]

ምስጋና ገዲም ተጋዳላይ ጸጋይ ተኽለ (ጠቓሚየይ) By assenna on September 1, 2015

ገዲም  ተጋዳላይ  ጸጋይ  ተኽለ (ጠቓሚየይ)  ኣብ  1954 ሓምለ 4 ኣብ  ኣስመራ  ገዛባንዳ  ጥልያን ወይ  ከ ኣዲስ  ኣለም  ተወሊዱ። ኣብ  ኣዲስ ኣበባ  ብዕንጨይቲ  ጽርበት ማላት ፈለኛሞ  ክስ ርሕ  ድሕሪ  ምጽናሕ  ኣብ  1975 ናብ  ኤርትራ ብምምጻእ  ምስ  ተጋድሎ  ሓርነት ኤርትራ  ተሰሊፉ፡ ቅድም  ኣብ ማሕበር  ሰራሕተኛታት ተመዲቡ ኣብ  ሰሓርቲ ይንቀሳቀስ  ነይሩ ቀጺሉ  ኣብ ኣስመራን  ከባቢኣን  ተመዲቡ  ሃገራዊ ግቡኡ  […]

መግለጺ ጽላል ኖርወይ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም 2015 By assenna on September 1, 2015

ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣቐዲሙ ዝተኻየደ ሰላማዊ ቃልሲ: ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ባሕቲ መስከረም 1961 ብረታዊ ቃልሲ ጀሚሩ።  ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ባዕዳዊ መግዛእቲ ጣልያን ኣብ 1890 ከም ሃገር ካብ ዝቖመትሉ ጀሚሩ  ህዝብና ብዝተፈላለየ መልክዕን ደረጃን ኣንጻር መግዛእቲ ተቓሊሱ ኢዩ። እዚ ብውሑዳት ሓርበኛታት ዝጀምረ ብረታዊ ተጋድሎ ኣብ መስርሕ ብተሳትፎ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ መግዛእታዊ ህላወ ኣብ ኤርትራ ተሳዒሩ ሃገርና […]

20000 demonstrate in Austria after migrant truck tragedy By Daren Flores on Sep 01, 2015 with Comments 0

  The crisis is intensifying due to a surge in migrantsfleeing war and poverty in Africa, Asia and the Middle East, and some European governments have refused to take in refugees and resisted EU proposals for a common plan to deal with the growing emergency. The UN says the continuing conflict in Syria is a […]

ሕብረት ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኤርትርያ UNITED DEMOCRATIC MOVEMENT OF ERITREA ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ

ህዝቢ ኤርትራ አብ ግዜ ፈደረሽን ዝተኸሎ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ብዓመጽ ድሕሪ ምፍራሱ፡ ብረታዊ ቃልሲ ክጅምር ግድን ስለ ዝኾነ፡ አብ ጎቦታት አዳል መቓልሕ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ብስዉኣ ጅግና ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ቦኽሪ ጥይት መስከረም 1 1961 ተተኰሰት። መስከረም 1 ዝወለደቶ ብረታዊ ቓልሲ፡ ብዙሓት ጀጋኑ ብምኽፋል ድሕሪ 30 ዓመት ግንቦት 25 1991 ሃገራዊ ነጻነት ተረጋገጸ። እንተኮነ ግን ነጻነት […]