The Emperor is Naked Oh No! He was Already Naked… Naked Again!!(Aigaforum) Sep 12, 2015 –

Dmhit and Molla said “Chaw to Comishtato life in Asmara”.Some one emailed us an alert two days ago about DMhit defection in mass. We were not able to ascertained the news then since we were travelling! it is true Molla and company has deserted Shaibya and Berhanu Nega. Berhanu is lucky they did not take […]

ኣብ መንጎ ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዓዲ እንግሊዝን፣ ንነብሶም እሙናት ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ኢሎም ዝሓስቡዎ ጉጅለን ከቢድ ምስሕሓብ ተፈጢሩ ምህላው ተፈሊጡ።

ኣብ መንጎ ኣብ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ዝርከብ ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን፣ ንነብሶም እሙናት ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ኢሎም ዝሓስቡዋ ኣቓልቦ ናይቲ ኤምባሲ ዝሰኣኑ ወልቀሰባትን ግዳም ሓደር ዘቖሙዎ ጉጅለን ከቢድ ምስሕሓብ ተፈጢሩ ምህላው ተፈሊጡ። ጠንቂ ናይቲ ግጭት፣ ብብድሕሪ ቲ ብ26 ሰነ ኣብ ጀነቫ ዝቐረበ ጸብጻብ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፣ እቶም ብዘይኣፍልጦ ናይቲ ኤምባሲ […]

ኤርትርዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ማሕበር-ቦስቶን By assenna on September 10, 2015

ኤርትርዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ማሕበር-ቦስቶን ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 23 ሰነ 2015 ኣብ ከተማ ጀነቫ ብመርማሪት ኮሚሽን ሕቡራት መንግስታት ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኤርትራ ዝቐረበ ጸብጻብን ውጽኢቱን፡ ከማኡውን ነቲ ብ 26 ሰነ 2015 ንደገፍ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዝተኻየድ ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ብኤርትርውያን ደለይቲ ፍትሒ ንምግላጽ ንዶክተር ዳኒኣኤል ረዘነ ይዕድም። ዕለት፡   ረቡዕ 16 መስከረም 2015         7፡30-9፡30 […]

Eritrea warns of Ethiopia war ‘sabre-rattling’

    Nairobi (AFP) – Eritrea has accused arch-rival Ethiopia of “sabre-rattling” and of threatening to invade, with the neighbours still in a tense standoff following a 1998-2000 border war. Asmara’s Ministry of Information said in a statement that war-like rhetoric from Ethiopia’s main party in the ruling coalition — the Tigrayan People’s Liberation Front […]

UPDATED: ብሰንኪ ብሽክለታ ትማሊ ኣብ ኦል ኣፍሪካን ጌይምስ ዘይተሳተፈት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሎሚ ኣንጸባራቒ ዓወት ተጓናጺፋ Radio Erena : 11 September 2015

ኣብ መበል 11 ውድድር መላእ ጸወታታት ኣፍሪቃ (All African Games) ንምክፋል ናብ ከተማ ብራዛቪል ኮንጎ ዘቕነዐት፡ ደቒ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ተቐዳደምቲ ዝሓቖፈት፡ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፡ መወዳደሪ ብሽክለታታት ሒዛ ብዘይ ምጋሻ፡ ትማሊ ሓሙስ 10 መስከረም ብሃገር ደረጃ ካብ ዝተኻየደ ውድድር ግዜ ቦኺራ። ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ከም’ዚ ዓይነት ሽግር ከጋጥማ እዚ ንመጀመርያ እዋን ከም ዘይኮነን፡ […]