http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/1710GK5-03AT.pdf
Author: Administrator
ክትንበብ ዘለዋ ታሪኽ ሓዘል መጽሓፍ(ብኣቶ ግርማይ ኪዳነ) ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ
ክትንበብ ዘለዋ ታሪኽ ሓዘል መጽሓፍ(ብኣቶ ግርማይ ኪዳነ) ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ቅድሚ 4 ዓመት ኣቢሉ ብኣቶ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) ዝተጻሕፈ ሓደ ሓተታ ምስ ኣንበብኩ ናይ ሓደ ሓበሬታዊ ዕጥቁ ዑሙቅ ዝበለ፤ ካብ ተጽዕኖታት ነጻ ዝኾነ ባእታ ጽሑፍ የንብብ ምህላወይ ምግንዛበይ ከይኣክል፤ዘይፈልጦ ግና ካብ ቀደም ክፈልጦ ዝግበኣኒ ዝነበረ ሓበሬታ ምስ ረኸብኩ ምስጋናን ነቀፌታን ብዝተሓዋወሶ ስምዒት ” ………….. በሉ […]
ሆስፒታል ሰንዓፈ ብምወላ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ከም ዝተሃነጸ ምንጭታት ኣፍሊጦም
ወራሪ ስርዓት ህግደፍ ንፕሮፖጋንዳዊ መጎስጎስን መራብሒ ጽልእን ክጥቀመሉ ዝጸንሐን ዘሎን ካብ ዝፈርስ ልዕሊ 15 ዓመት፡ ህንጸት ካብ ዝጅምር ድማ ልዕሊ 7 ዓመት ዝገበረ ሆስፒታል ሰንዓፈ፡ ብግዱሳት ተወለድቲ እቲ ከባቢ ብዝተወስደ ተበግሶን ሓያል ጻዕርን፡ ምሉእ ብምሉእ፡ ብፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ብዝለገስዎ ገንዘብ ከም ዝተሰርሐ፡ ናብ’ቲ ጉዳይ ቅርበት ዘለዎም ፈለጥቲ ውሽጢ ንድምጺ ሰላምን ደሞክራስን […]
ብ እስራኤል ሓደ ንጹህ ኤርትራዊ ስደተኛ፣ ከም ኣሸባሪ ተጠርጢሩ፣ ብሓይልታት ጸጥታ እስራኤል ተቐቲሉ። By assenna on October 18, 2015
ኣብ እስራኤል ሓደ ንጹህ ኤርትራዊ ስደተኛ፣ ከም ኣሸባሪ ተጠርጢሩ፣ ብሓይልታት ጸጥታ እስራኤል ተቐቲሉ። ኣብ ከተማታት እስራኤል ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ገኒኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ Be’er Sheva ኣብ ዝተባህለ ኸተማ፣ ኣብ መዓርፎ ኣውቶቡስ ሓደ ግብረሽበራዊ ኣብ ልዕሊ ሓደ እስራኤላዊ ወተሃደር ቅትለት ድሕሪ ምፍጻሙ፣ ሓይልታት ጸጥታ እስራኤል፣ ንሓደ ከም ኣሸባሪ ዝጠርጠሩዎ ንጹህ ኤርትራዊ ስደተኛ ብጥይት ወቒዖም ከምዝቐተሉዎ ምንጭታት ካብ እስራኤል […]
ብርዒ ጀነራል ቢተወደድ ኣብራሃ 2ይ ክፋል 16.10. ጎደፋ፡
http://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2015/1710G5-01AT.pdf
ፖለቲካዊ ክብደት ሰላማዊ ሰልፍታት፣ ደቂ ሰባት ዝዀነ ጉዳይ ብኣሉታዊ ንሂዎቶም ዝትንክፍ ብዝተፈላለየ መልክዓት ዘይዕግቦቶምን ተቓውሞታቶምን ከስምዑ ይፍትኑ። ተስፋይ ክፍለ (ደላይ ፍትሒ)
ፖለቲካዊ ክብደት ሰላማዊ ሰልፍታት፣ ደቂ ሰባት ዝዀነ ጉዳይ ብኣሉታዊ ንሂዎቶም ዝትንክፍ ብዝተፈላለየ መልክዓት ዘይዕግቦቶምን ተቓውሞታቶምን ከስምዑ ይፍትኑ። ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ተማሃሮ ብኣድማ ትምህርቲ ደው ምባል፣ ብሰላማዊ ሰልፊ ምግባር ፣ ሰራሕተኛ’ውን ከምኡ ናይ ደሞዝ ምውሳኽ ይኹን ናይ ጥዕና ዝምልከት ሕቶታት ንምምላስ ስራሕ ደው ብምባል ይኹን ሰልፊ ብምግባር ይገልጽዎ። ፖለቲካ ብመሰረቱ ንሂወት ደቂ ሰባት ዝገዝእ ኣምር’ዩ፣ ፖለቲካዊ […]
Eritrea’s soccer team defects … again By Adam Taylor October 15
Eritrea’s president, Isaias Afwerki, listens as he meets with Sudan’s president, Omar al-Bashir, during an official visit to Khartoum on June 11, 2015. (Mohamed Nureldin Abdallah/Reuters) Ten members of Eritrea’s national soccer team are reported to be seeking asylum in Botswana, where the team had traveled this week to play a World Cup qualifying game. According to Reuters, the players had refused […]
BOTSWANA: REPATRIATING ERITREANS WITHOUT ACCESS TO ASYLUM PROCEDURE WOULD VIOLATE INTERNATIONAL LAW AND COULD AMOUNT TO REFOULEMENT
16 October 2015 The International Refugee Rights Initiative expresses grave concern over reports that the government of Botswana plans to repatriate ten Eritrean asylum seekers without ensuring access to refugee status determination procedures and respect for the right to seek asylum and urges the government to respect its commitment to refugee rights and […]
ህግደፍ ውሽጣዊ ቅልውላዉ ብግዳማዊ ድራማታት ንምሽፋን ሕሱር ፕሮፖጋንዳ የካይድ ኣሎ
ህግደፍ ውሽጣዊ ቅልውላዉ ብግዳማዊ ድራማታት ንምሽፋን ሕሱር ፕሮፖጋንዳ የካይድ ኣሎ ስርዓት ህግደፍ ብቁጠባ፣ ፖለቲካ፣ ማሕበራዊ መዳይ ባይታ ከም ዝዘበጠ ዓለም ብዓለማ ዝፈለጠቶ ክንሱ ከም ኣመሉ ነቲ ኣጋጢሙዎ ዘሎ ውሽጣዊ ቅልውላዉ ብግዳማዊ ድራማታት ብምሽፋን ህዝቢ ንምድንጋር ይፍትን ከም ዘሎ ተፈሊጡ፡፡ ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ሕጂ እዋን መንግስቲ ኣሜሪካ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ትሕግዛ ስለ ዘላ፡ ኣብ ልዕለና ኩናት ክትከፍት […]
ተጋዳላይ ህ.ግ,ሓ.ኤ ነበር ብጻይ ተኪኤ በራኺ (lewah_meryet) R.I.P Tekie Beraki Lewah_meryet
ተጋዳላይ ህ.ግ,ሓ.ኤ ነበር ብጻይ ተኪኤ በራኺ (lewah_meryet) ብሕማም ምኽንያት ካብ`ዛ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ: ሓውና ተኪኤ በራኺ ክሳብ ካብዛ ዓለም ዝፍለየና ኣንጻር ዓመጽ ደው ኢሉ ክቃለስ ዝጸነሐ ተባዕ ተቓላሳይ እዩ ኔሩ : ንመዋቲ መንግስተሰማይ የዋርሶ : ንስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃቦም :: By Henos Fikadu…