Press Release: the General Secretariat held an emergency meeting to discuss the latest general developments in Eritrean

Press release The General Secretariat held an emergency meeting to discuss the latest general developments in Eritrean By the invitation from the Secretary General, the  General Secretariat of the Eritrean National Constants Front (E.N.C.F.) held an emergency meeting to discuss the latest general developments in Eritrea and after reviewing the overall situation based on available […]

Foreign Policy Diary – Arab Coalition Expands into the Horn of Africa Live leak

The Emirati Armed Forces has started to use actively the Eritrean ports. According to our information, at least, three landing craft belonging to the United Arab Emirates were docked in the port of Assab on September 16. A diplomatic row between Djibouti and UAE took precedence of these developments. On 28 April the UAE consulate […]

ሓይሊ ባሕሪ ኢማራት ኣብ ግዝኣት ማያት ኤርትራ፡

ሓይሊ ባሕሪ ኢማራት ኣብ ግዝኣት ማያት ኤርትራ፡ ብ “ስትራት ፎር” ትካል ኣህጉራዊ ስለያ 29 ጥቅምቲ 2015 ትርጉም ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ፡ ትንታኔ፡- “ስትራት ፎር” ትካል ኣህጉራዊ ስለያ፡ ኣብ’ቲ ዓሰብ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ደቡባዊ ወደብ ኤርትራ፡ ሓይሊ ባሕሪ ኢማራት ኣትዩን ዓስኪሩን ከም ዝርከብ ከረጋግጽ ክኢሉ ኣሎ። እዚ ሓቂ’ዚ ብርግጽ ሓደ ነገር የመልክት። ኣብ’ቲ ኣብ የመን ዝካየድ ዘሎ […]

The introduction of commercial banking in Eritrea – The Market Mogul POSTED ON NOV 4, 2015

Eritrea is one of the few African nations which still adopts the political philosophy of Marxism-Leninism. With this ideology, it severely confines the trading that can be done amongst other nations. The President, Isaias Afwerki, forwards his economic policies with a chauvinistic approach and therefore inoculates the people of Eritrea with the idea that the […]

Ambassador Herman Cohen, Eritrea, Ethics, Ethiopia, Lobbying, Susan Rice November 3, 2015

  Ambassador Herman J. Cohen is no stranger to controversy in his long career of lobbying on behalf of foreign governments. Africa Intelligence called Ambassador Cohen “one of the most active American lobbyists for Africa in the 1990s. The American Prospect put it more cynically saying, “he [Ambassador Cohen] has emerged as the influence peddler […]

ዓለምና ናበይ ገጻ…?፡ 4ይ ጽሑፍ፣ ብ’ገብረእግዚኣብሀር “ወዲ ባሻይ”፡ 05 ሕዳር 2015።

    ኲናትን ሳዕቤናቱን፣ ሳዕቤን ኲናት ብቐሊሉ ኣይሓውን። ንወሎዶታት እዩ ዝርምስ። ቁስሊ ኲናት ብቐሊሉ ከምዘይሓዊ ርሑቕ ከይኣመትና ህልዊ ኣነባብራ ህዝቢ ኤርትራ እኹል መረዳእታ ኣሎና። እወ! ዓለምና ኣብቲ ዝለዓለ ጥርዚ ምዕብልናን ወታደራዊ ብልሕን ከላ! ንሕና ኤርትራውያን ብኸራሩን መላጸን መጻወቲ ራሻይዳታትን ዳዕሽን፡ ምዃንና ሓደ ካብ ሳዕቤናት ኲናትን ኣልቦ ሰላምን ምዃኑ እዩ። ደላሎን ዓሳታት ማእከላይ ባሕርን እናተቐባበሉ ዘጽንቱና […]

መንግስቲ ቦትስዋና፣ ኣቐዲሙ ዑቕባ ንዝሃቦም 10 ኤርትራውያን ተጻወቲ፣ ብዝቐልጠፈ ካብ ሃገሩ ክወጹ ኣጠንቂቑ Radio Erena: 04 November 201

    መንግስቲ ቦስትዋና ዑቕባ ንዝሃቦም 10 ኤርትራውያን ተጻወቲ ብዝቐልጠፈ ካብ ሃገሩ ከውጽኦም ንላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት- UNHCR ሓቲቱ። መንግስቲ ቦትስዋና ነዚ ሕቶ ዘቕርብ ዘሎ፣ ድሕሪ’ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝሃቦም ፖለቲካዊ ዑቕባ’ዩ። እቲ መንግስቲ ናብ UNHCR ኣብ ዘቕረቦ ጥርዓን፣ እቲ ትካል ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ከግዕዞም እንተዘይክኢሉ፣ ካብ ሃገሩ ክሰጎም ከምዝኽእል’ውን ኣጠንቂቑ።   ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ […]

ካብ ህዝቢ ናብ ህዝቢ ህዝባዊ ምንቅስቓ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ስዊጠርላንድ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣብ ደገን ውሽጥን ንለውጢ ለይትን መዓልትን ናይ ወትሩ ጸሎትካ ኮይኑ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ልባዊ ሰላምታና ነቅርብ።27.10.2015

ብምቅጻል ሎሚ ንህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ኣራዊታዊ ስራሕ ተጎልቢቡ፥ ንህዝባን መሬታን ኣብ ምዕናው መሰረታ ንምጥፋእ ንህልቂት ቀንዲ ሃብታ ዝኮነ ዕሸላታን ክኢላታታን፥ ኮነ ኢሉ ዘጥፍእ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ካብ ስሩ ክምሖ ዝጥለበሉ ውዓል ሕደር ዘየድልዮ ካብ ኤሪትራዊ መንእሰይ ኢዩ። ስለዝኮነ ድማ ዉፉያት መንእሰያት ኤርትራውያን ኣብ ሃገረ ስዊዘርላንድ ክፋል ናይቲ ውጹዕ ህዝቢ ዝኾኑ፥ ህዝቢ ብማዕበል ተጓዒዙ ሓድነቱ ኣደልዲሉ […]