To his Excellency the President of the Republic of the Sudan 2016-02-09 Mr. President

This note is an appeal to your generosity and humanity! Serious moments, such as the incarceration of one of the heroes of the Eritrean Revolution, as a common criminal, leads to dismay. Who does not know that Eritreans and their Revolution have been embraced by the Sudanese people for thirty years, whatever the political color […]

ኣገድሲ ሰሚናር ኣባላት 2 ምሓዙት ውድባት ኣብ ስቱትጋርድን ከባቢኣን፡ግንባር ሓገራዊ ድሕነት ኤርትራ -ሕድሪን: ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን ጨንፈር ስቱትጋርድ

    ኣባላት ምሓዙት ውድባት ግንባር ሓገራዊ ድሕነት ኤርትራ -ሕድሪን: ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን ጨንፈር ስቱትጋርድ: ሎሚ ዕለት 06.02.2016 ኣገዳስን ውጽኢታውን ሰሚናር ኣካይዶም:: መሰረታት ናይ ክሊቲኡ ምሓዙት ውድባት፡ ንኹነታት ተቃውሞ ደምበ ብሓፈሻ ኩነታት ነዚ 2 ምሓዙት ውድባት ከኣ ብፍላይ ምውቅ ምይይጥ ኣብ ዘካየደሉ እዋን፡ ኣቶኪሩሉ ዝዋዓለ ዘተ፡ ሓድነት እንኮ ምርጫ ክም ምኻኑ መጠን ብዘይ […]

Free Freedom Fighters Husen Kelifa & Abdella Hamdai ERITREAN PROGRESSIVE PARTY

    ERITREAN  PROGRESSIVE  PARTY Free Freedom Fighters Husen Kelifa-Chairman E.L.F Abdella Hamdai- Executive Committee Eritrean Progressive Party its surprise and shocked regarding the arrest of freedom  fighters chairman E.L.F-Husen Kelifa and Abddellah Hamdoi Executive Committee of the E.L.F.   Eritrean Progressive Party is trying too hard to talk to [Sudanese Government]to release of the two […]

ኣለና ገና ተፋሊጥና ኣለና ካብ ገብሪሄወት (ኣቡዓሸራ)

ኣለና ገና ተፋሊጥና ኣለና ኲኖ ወጎኑን ኲኖ ዓልየቱን ኲኖ ሃይማኖቱን ዘይ ጥምት ኤርትራዊ ጸቢብ ብዋጋ ሓደጋ ምእሳር መራሕ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሓው ሕስየን ከሊፋ ክዓብዩ ዝደልዩ ኣይ ተሳእኑን እዚኦም ጸበብቲ የዕኑድ ሞቖምያ ኤርትራ ዘይፈልጡ ጸበብቲ ተበለጽቲ ተዓዚብናዮም ኣሎና  ሰተት ካኣ ኣይነብሎምን ኢና ። እቶም ኲኖ  ዓልየቶም ኲኖ ወገኖም ኲኖ ሃይማኖቶም  መቖምያ የዕኑድ ኤርትራ ዝፈልቱን […]

ምምሕዳር ካሌ፣ ብስደተኛታት ንዝተሃንጻ ኣብያተ ክርስትያንን መሳጊድን ኣዕንዩ Radio Erena: 05 February 2016

  ምምሕዳር ከተማ ካሌ ናይ ፈረንሳ፣ ብስደተኛታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተሃንጸት ቤተ ክርስትያን ኣዕንዩ። እቲ ምምሕዳር፣ ነታ ናብ ብሪጣንያን ንምስጋር ኣብ ኣብ ጫካታት ካሌ ብዝተኣኻኸቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብቴንዳ፣ ኣዕኑድን ዚንጎታትን ዝተሃንጸት፣ ቤተክርስትያን ዘፍረሰሉ ምኽንያት፣ እቲ ከባቢ ናይ ጸጥታ ሓጹር ክክጋረድ ስለዝኾነ’ዩ ብዝብል’ዩ።   ሓያሎ ምእመን ናይታ፣ ‘የጃንግሉ ቅዱስ ሚካኤል ወይ ናይ ጣሻ ቅዱስ ሚኪኤል’ ተባሂላ […]

ዕላማ ዑደት ሰለስተ ኣባላት ፓርላማ ስዊዘርላንድ ናብ ኤርትራ የዘራርብ Radio Erena: 05 February 2016

ሰለስተ ኣባላታ ፈደራላዊ ፓርላማ ስዊዘርላናድ ናብ ኤርትር ዑደት ከካይዱ ምዃኖም ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ኣዘራራቢ ኮይኑ። እቶም ኣባላት ፓርላማ ናብ ኤርትራ ዑደት ዘካይዱ ዘለዉ፣ ናይ ክብሪ ቆንስል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ቶኒ ሎሸ ብዝገበረሎም ዕድመ መሰረ’ዩ። ንሳቶም፣ ዕላማ ዑደቶም፣ ኤርትራውያን ካብ ሃገሮም እናሃደሙ ኣብ ስዊዘርላንድ ዑቕባ ዘሕትተኦም ዘሎ ጠንቂ ንምጽናዕ ምዃኑ’ዮም […]

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኢትዮጵያ ንኣፍሪቃ ብምውካል ኣባል ባይቶ ጸጥታ ክትከውን ደጊፉ Radio Erena: 05 February 2016

ኢትዮጵያ ንኣፍሪቃ ብምውካል ኣባል ባይቶ ጸጥታሕቡራት ሃገራት ንኽትከውን ሕብረት ኣፍሪቃ ዘለዎ ደገፍ ከምዝገለጸ ምንጭታት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሮም። ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብቲ ካብ 30 ክሳብ 31 ጥሪ 2016 ዘካየዶ መበል 26 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት’ዩ ኢትዮጵያ ንኣፍሪቃ ብምውካል ንክልተ ዓመታት ኣባል ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክትከውን ደገፉ ዝገለጸ። ኣብቲ ዋዕላ ካብ ዝተሳተፋ ሃገራት፣ ኢትዮጵያ ኣባል […]