ህዝባዊ ጻውዒት ደገፍ ንመርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ

ንሕና ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ንነብር ዘሎና ኤርትራውያን፡ ልክዕ ከም’ቲ ኣብ ጥቅምቲ 2015 ኣብ ኒውዮርክ ዝፈጸምናዮ ዕዉት ሰለማዊ ሰልፊን ኣኼባን፡ ነቲ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ትቕጽሎ ዘላ መጽናዕትን ሓያል ስራሕን፡ ኣብ 2016 ደገፍና ክንቅጽሎ ኢና። ነቲ መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ተካይዶ ዘላ ኩሉ ጻዕሪ ንምድጋፍ፡ ኣብ […]

Italian police raid illegal refugee dorm in abandoned slaughterhouse Published February 29, 2016 Associated Press

      Police on Monday raided an abandoned slaughterhouse in southern Italy that African migrant farmworkers use as a dormitory, part of a recently launched crackdown on labor exploitation. The raid at dawn near Rosarno, in Calabria, was conducted after migrants — all with residency permits or proper asylum paperwork — told authorities that […]

Crises Give Eritrea Routes for Closer Global Engagement By REUTERSFEB. 29, 2016, 7:48 A.M. E.S.T.

  ASMARA — Europe’s migration crisis and the conflict in Yemen have created opportunities for Eritrea to draw closer to the European Union and Gulf Arab states, offering the poor Horn of Africa nation the chance to end isolation it blames on U.N. sanctions. In Reuters interviews in the capital Asmara, Eritrean government ministers and […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI መነኩሴ ንኽትከውን ሃገራዊ ኣገልግሎት ክትፍጽም ኣለካ ዯው ኢሉ ዝጽልየሉ ባይታ ዝተኸልአ ህዝቢ:

ስርዓት ህግዯፍ መርኣያ ናይ እቲ ኣብልዕሊእምነታትንባህልታትንህዝቢኤርትራ: ክብሪ ዘይብሉ ምዃኑ ንምንጻር: ገዲማት ምጥሕሳስን ምርኻስን: ንምእመናን ምስዲድን ኣብ መገዱ ከቲርካ ናብ ዕስክርና ንምውሳድ ዝግበር ግፋ ምክያድን ካብ ዝጅምር ነዊሕ ዓመታት እኳ ኣቑጺሩ እንተሃለወ: ኣብ እዚ ሎሚ እዋን ግን ብዝኸፍአ መልክዐ ንህዝቢ ኤርትራ ንምጉሃይ ተተሓሒዝዎ ብዘሎ መዯብ:ንምንኩስና ናብ ገዲም ክኣትዉ ዘለዎም መንእሰያት መጀመርታ ሃገራዊ ኣገልግሎት ክፍጽሙይግባእ ዝብል ትእዛዛዊ መምርሒ […]

“ሃገራዊ ኣገልግሎት ናይ ግዜ ገደብ ክግበረሉ መደብ የሎን፣” ሚ/ዜና ኣቶ የመነ ገብረመስቀል Radio Erena: 26 February 2016

መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣውራ ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ምዃኑ ዝግለጽ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናይ ግዜ ገደብ ክገብረሉ መደብ ከምዘየሎ ሚኒስተር ዜና ኣቶ የመነ ገብረመስቀል ምስ ሮይተርስ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ኣብ መግለጺኡ፣ ምጥያስ ይኹን ንሃገራዊ ኣገልግሎት ናይ ግዜ ገደብ ምግባር ምስቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንጸላልዩ ዘሎ ስግኣት ዝተሓሓዝ’ዩ ክብል’ውን ጠቒሱ።   መንግስቲ ኤርትራ ንሃገራዊ […]

የትግራይ ነጻ አዉጭ ቡድን (ህወሃት) በሰሜኑ በኩል የሚደያረገዉ ዉጊያና ሰራዊቱ Posted by: ecadforum February 27, 2016

ልኡል አለም መላዉ ኢትዮጵያዊያንን በሐይልና በጉልበት ሲገዛ የነበረዉ ህዝባዊ ጠላት ወያኔ አሉኝ የሚላቸዉን የመከላከያ ሰራዊት አባልት በኤርትራ ላይ ለማዝመት ሁለት ዋነኛ አላማዎ ችን ለሰራዊቱ አስቀምጧል። ኤርትራ ለዘመናት የደከምንበትን እና ያጎለበትነዉን ሐገራዊ እድገት ለመቀልበስ አሸባሪዎችን አሰልጥና ወደ ሐገራችን እየላከች አርበኞች ግንቦት 7 በተባለ የሻቢያ ሐይል እየተመታን እንገኛለን በመሆኑም ከኤርትራ ድንበር ዉጭ በገዛ መሬታችን ላይ ገዢ ቦታዎችን […]