ኤርትራዊ ሃገራዊ ስምዒታት ኣልሚሱ፡ ልኡላዊ መሬት ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘውረደ ስርዓት፡

  ስርዓት ህግደፍ ፍጥር ካብ ዝብል ኣትሒዙ፡ ካብ ፖለቲካዊ ማዕበያኡን ደርባዊ ባህሪኡን ብምንቃል፡ ብዙሕ ኣዝዩ ብዝሑ ንሓድነት ህዝብታት ኤርትራ ዝበታትን ኣዕናዊ ፖሊስታት እናተግብረ’ዩ መጺኡ። ናብ’ዚ ሕጂ በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ ንምብጻሕ፡ ተወዳዳሪ ዘይብሉ ከም ቃሕታኡ ዝዕንድረሉ ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ ከሎ ገና ንጉጅላዊ ረብሓታቱ ዘገልግል ባይታ’ዩ እናንጸፈ መጺኡ። ካብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ኣትሒዙ፡ ንመሰሉ ዝከላኸል ንቑሕ ሕብረተ-ሰብ […]

Hillary Clinton Becomes First Woman To Be Nominated For President DNC Roll Call Of States SD Ricks Vids Ricks Vids

  History was made Tuesday night at the Democratic National Convention as Hillary Clinton became the first woman to be nominated for president. South Dakota put Clinton over the top. After the roll call of states formalizing Clinton’s nomination, former President Bill Clinton will take the stage for a history-making appearance of his own at […]

ስርዓት ህግደፍ ወለዲ ናይ’ቶም ኣብ ኢማራት ዓረብ ትምህርቶም ዝወድኡ ኣሲሩ።

    ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኮለጅ ሓይሊ ኣየር ኸሊፋ ቢን ዛይድን ኣብ ኮለጅ ሓይሊ ባሕሪ ራሽድ ቢን ሰዒድ ኣል-መክቱምን፣ ካብ ኤርትራ ተላኢኹም ትምህርቶም ዝወድኡ ኤርትራውያን፣ ንሃገሮም ሰለ ዘይተመልሱ፣ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ፣ ብጀካ ኣብ ዞባ ማእከል (ኣስመራን ካባቢኣን) ኣብ ኩሉን ካልኦት ዞባታት ኤርትራ ንወለዲ ናይ’ቶም ዘይተመለሱ ዝተመረቑ ተማሃሮ ከም ዝዳጒነን ንብረቶም ክህግሮ መዲቡ ምህላዉን […]