ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ሓጺር ሓበረታ ብዛዕባ ሓለፍቲ ሰራዊት ህግደፍ እዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትን ተፈጢሩ ዘሎ ኲነታት ብሓፈሽኡ ኣብ ውሽጢ ህዝብና ዓቢ ሻቕሎት ፈጢሩ ከም ዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ። እቲ ሓበረታ ብኣብነታት ክገልጾ ከሎ ኣብ ውሽጢ ሚኒስትሪ ምክልኻል ህግደፍ ከበቲ ወጥርታት ኣለዉ።  ገለ ካብ’ቲ ዝያዳ ዘዋጥሮም ዘሎ እንታይ እዩ? እንተተባህለ ኣብ ውሽጢ ገለ ሓለፍቲ ሰራዊት ኲናት ኣየድልን ኢሎም ምኽንያት […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ርሑስ ዒድ ኣልፈጥር

  المسلمين يحتفلون بعيد الفطر في جميع أنحاء العالم ርሑስ ዒድ ኣልፈጥር ሎሚ ጾም ወርሒ ሮሞዳን ተዛዚሙ። ንኹሎም ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ይኹኑ ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ብሓፈሻ፣ ኤርትራውያን ኣመንቲ ሃይማኖት ምስልምና ድማ ብፍላይ እንቛዕ ናብ’ዚ ርሑስ ዒድ ኣልፈጥር ኣብጽሓና ብምባል ግሃድኤ-ሕድሪ ልዑል ባህትኡ ክገልጽ ከሎ ክብሪ ይስምዖ። ድሕሪ እቲ ክቡር ጾም ወርሒ ሮሞዳን ምውድኡ ኣብ […]

ኣብ ዞባ ገዳርፍ፣ መዓስከር ስደተኛታት ኡም ገርጉር፣ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ብሕማም ሸሮኽ ሞይቶም

ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ገዳርፍ፣ ኡም ገርጉር ኣብ ዝተባህለ ናይ ቀደም መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ፣ ብሕማም ውጽኣት ኣርባዕተ ኤርትራውያን ከምዝሞቱ ተሓቢሩ። ጃዕፈር ኢብራሂም ወሳካ ዝተባህለ ኣብቲ መዓስከር ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ካብ ዝነጥፉ ኤርትራውያን ምስ ሬድዮ ኤረና ፈነወ ቋንቋ ዓረብ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ፣ ድሕሪ ዝተኻየደ ሓያሎ ጻዕርታትን ኣብ ወጻኢ ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ዝተረኽበ ሓገዛትን፣ መድሃኒታት ሳላ […]

UN council urges Eritrea and Djibouti to end border dispute

    UNITED NATIONS (AP) — The U.N. Security Council urged Eritrea and Djibouti on Monday to resolve their border dispute peacefully following the withdrawal of peacekeeping troops from Qatar. Djibouti accused Eritrean troops of occupying the Dumeira mountain area shortly after 450 Qatari peacekeepers left last week and lodged a formal complaint with the […]