ክቡራት ተኸታተልቲ! ከም መቐጸልታ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክፍንወልኩም ዝሓሰብኩዎም ጽሑፋት፡ ካብ ሎሚ ጀሚረ ድማ፡ ንቑጠባ ሃገርን መዓላ ጸጋታትናን ዝምልከቱ፡ ብዝተፈላለዩ ሰነዳትን ኣምራትን ዝተሰነዩ ጽሑፋት፡ ከቕርበልኩም ኢየ፡፡ ብፍላይ ንጸጋታት ሃገርናን መዓልኦምን ዝምልከት፡ ንዓመታት ካብ ህዝቢ ተኸዊሉ ዝጸንሐ ሕቡእ መስርሕ ኢሳይያስ ብጭብጥታት ተሰኒዩ ናብ ቃልዕ ክወጽእ እዩ፡፡ ኣብ ናይ 1994 ቻርተር፡ ንቑጠባዊ ዉጥናት “መጻኢ መንግስቲ ኤርትራ” […]
Author: Administrator
Robert Mugabe resigns as Zimbabwe’s president after 37 years (ኣብ ኣፍሪቃ ተሪኽ ተሰሪሑ፡ሞጋበ ድሕሪ 37 ዓመት ንህዝቡ ስልጣን ኣረኪቡ)
HARARE, Zimbabwe (AP) — Zimbabwe’s Robert Mugabe resigned as president with immediate effect Tuesday after 37 years in power, shortly after parliament began impeachment proceedings against him. “My decision to resign is voluntary on my part and arises from my concern for the welfare of the people of Zimbabwe and my desire for a smooth, […]
Netanyahu wants to deport 40,000 African refugees
The Israeli Prime Minister has announced that he will deport tens of thousands of refugees to third countries. The refugee agency UNHCR expressed its deep concern. Israel wants to deport around 40,000 African refugees to third countries. This was announced by Prime Minister Benjamin Netanyahu at a meeting of his government . Israel considers refugees, mostly from Eritrea and Sudan, […]
Mugabe’s Refusal to Resign Is Stalling Zimbabwe’s Transition Brian Latham Brian Latham 9 hours ago
www.yahoo.com/finance/news/mugabes-refusal-resign-said-stall-083241382.html
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር እገዳ ብሓደ ዓመት ኣናዊሕዎ 15 ኖቬምበር 2017
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ናይ ትማሊ ሰሉስ 14 ሕዳር ኣኼባኡ፡ ነቲ ኣብ 2009 ኣብ ኤርትራን ሶማልያን ዘንበሮ ናይ ኣጽዋር እገዳ እንደገና ክሳብ 15 ታሕሳስ 2018 ክናዋሕ ወሲኑ። “እቲ ብመሰረት ዓንቀጻት 5ን 6ን ወሳነ 1907 (2009) ኣብ ለዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ ናይ ኣጽዋር እገዳ ክቕጽል” ወሲኑ ይብል እዚ ሓድሽ ወሳነ እቲ ባይቶ። ኣብቲ ዝተገብረ ድምጺ ነቲ […]
[Photos] Ethiopia allows anti-Eritrea march to A.U. despite protest ban
www.africanews.com/2017/11/15/photos-ethiopia-allows-anti-eritrea-march-to-au-despite-protest-ban/
ብህዝባዊ ምልዕዓላት አብ ጀርመን ዚተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ መልዓሊ ምኽንያት ናይዚ በሳእል ተሰንዩ ትርእይዎ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ነቶም ወዲ 93 ዚዕድሚኦም ኣቦ – ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር 12-11-2017
www.gereger.com/data/media/TbFkxqwWf.pdf
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ኲነታት ሃገርና ኤርትራ ኣብዚ ዝስዕብ ጽሑፍ ሀ. ኲነታት ሃገርና ኤርትራ ብሓጺሩ ለ. ኲነታት ደምበ ተቛውሞ ብሓፈሻ ከምኡ’ውን ሐ. ኲነታት ግሃድኤ ሕድሪ ክንጠቅስ ኢና። ኲነታት ሃገር ብሓጺሩ፡- ሓፈሻዊ ኲነታት ሃገርና ኣብ ኣዝዩ ቃራና ዝዀነ መገዲ እዩ ዘሎ። ብካልእ ኣዘራርባ ኤርትራ ከም ሃገር ሓደ ዓቢ ቤት ማእሰርቲ ኰይና ኣላ። ሃገር ኤርትራ ብውሕዱ ርእሳ ትኽእለሉ ጸጋታት ኣለዋ። እንተዀነ […]
መጸዋዕታ ሰፊሕ ሰላማዊ ኣብ ስቶክሆልም (Demonstration in Stockholm against HGDF)
ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ስዊድን ስቶክሆልም ክካየድ ስለዝኾነ ፡ንኹሉ ብህዝቡ ወጽዓ ዝግደስ ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ ክሳተፍ ከሙኡ ውን ናይ ህዝብና ኣውያትን ምረትን ከነስምዕ በዚ ኣጋጣሚ ሽማግለ ናይ ስቶክሆልም ትዕድም። ቦታ ዝግበርሉ ኣብ ናይ ኤርትራ ኤምባሲ ። ንዕለት 17/11/17 ሰዓት 1፡30-5:00pm ብደሐን ምጹ። Demonstration in Stockholm against HGDF to support our compatriot in Eritrea. The address is in front of […]
“ሻንጆርጆ ፈሪሳ!!ወይ ዓንያ????????
ሕቶን፡ ርእይቶን ንክቡር ዶክተር ተስፋ ገርግስ ገርብረ መድህን ወስት ቪርጂንያ!!!!!! (ዕባይ ዓድ ወግሪ)!!!!!! “ዘየደቅስ ነጊሮም ድቅስ ይሓድሩ” ስለ ዝኾነኒ ኣብዚ እዋን ክጽሕፍ ተገዲደ፡ እዚ ዘለናዮ እዋን ዘበነ ጸነተ፡ ዘበነ ድንቁርናን፡ ዘበነ ማአሰርትን፡ ዘበነ ስደትን፡ ዘበነ ባርነትን፡ ዘበነ ዕብሰትን፡ ዘበነ ጥምየትን፡ ዘበነ ሕሰምን መከራን፡ ዘበ ዉርደትን፡ ዘበን ዓመጽን…ወዘተ። ኣብ ጓል ዘረባ ዝእቶ ግዜ ኣይኮነን። ክቡር […]