3 Eriterian migrants die in Libya

TRIPOLI – Three migrants died in Libya to remind the international community that there are over 40 thousand people in Libya are waiting to be released from detention centers and receive protection, Italian Avvenire paper reported.  All three dead are Eritreans, who were arbitrarily locked up, malnourished and left without medical treatment. Adal Debretsion died […]

ቅሉዕ ጸዋዒት ንኹለን ናይ ይኣክል ምንቅስቓሳት ስትራትጂካዊ ምስግጋር ካብ ይኣክል ናብ ይከኣል ንምይይጥን ምምሕያሽን ዝቐረበ ጽሑፍ

ካብ መርሃዊ ይትባረኽ ቀዳማይ ክፋል https://togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2020/2001MY20-05AT.pdf

‘ስዑዲ እስላማዊ ተራኣ ንምጽዋት ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዓሪቓ’ – ስዑዳዊ ሚኒስተር ሐድሽ ዜና

ስዑዳዊ ሚኒስተር ጉዳያት ሃገራት ኣፍሪቃ ኣሕመድ ካታን፡ ኣሽራቕ ኣል ኣውሳጥ ምስ ዝተባህለት፡ ብቋንቋ ዓረብ ኣብ ለንደን እትሕተም ጋዜጣ ኣብ ዝገበሮ ቃለመሕትት፡ ብዛዕባ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ንዝሃቦ መግለጺ ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ ነጺጉዎ። ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ “ጽቡቕ ድልየት ዓለምለኻዊ መሻርኽትና ኣፍልጦ ዝወሃቦ እኳ እንተኾነ፡ ንኣፍሪቃን ዓወታታን ዘነኣእስ ሕሱር ጸብጻብ ግን ዘይግቡእን ንምስሊ እታ ንግስነት […]

ዕድመ ንኹልኽን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ዞባ ኣውሮፓ ጨንፈር ደንማርክ

ሓምሻይ ጉባኤ ናጻ ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን ዞባ ኣውሮፓ ናጻ ምሕበር ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን ዞባ ኣውረፓ፡ ሓሙሻይ ጉባኤኡ ኣብ ሃገረ ደንማርክ ክካየድ ወሲኑ። ናጻ ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን ጨንፈር ደንማርክ፡ ሓምሻይ ጉባኤ ናጻ ማሕበር ንኽሰላሰል ምድላው ኣብ ርእሲ ምግባሩ፣ ጽባሕ ጉባኤ ድማ ኣህጉራዊ ማዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 8 መጋቢት ንምኽባር ኣብ ምቕርራብ ይርከብ […]

ንሰማዒ ዝገረሞ መስደመም ሕልሚ ደርሆ ጋዜጠኛ ኢትዮጵያዊ ገብረ ተኽለ ኣቡ ዓሸራ፡

ታኣምራት ዝባሃል ተዛረቦ ንዓና ንኤርትራውያን ልቢ ክንገብር ዝዕድም ፈኸራን ንዕቐትን ሰሚዕና ብዝኽነ ቅድሚ ክንገብሮ ዘለና ቕድሚ ዛኣገረ ን ኢትዮጵያዊ ታኣምራት ከዛኻኽሮ ዝደሊ ማንም ኤርትራዊ ሎሚ ቢኢትዮጵያ ንመግጻእቲ ክቑረን ኤርትራ ክትኣዉ ኢልካ ምሕላምካ ገሊጽካልና ኤርትራ ዓቕምን መሳርያን ከምዘይ ብላ ኣብ ተንተናኻ ተብርህ ብረት ሳላ ስንፈትክምን ሳላ ዱኹም ቦጅባጅ ፈራሕ ማዓንጣኹምን ካባኹም ተመንዝዔ ብረትን ታንክታትን መዳፍዓትን ኣኺሉ […]