ህግደፍሲ ከዳሚትዶ ገዛኢት? 18 . 12 . 20014፡ 2ይ ክፋል ግደፍ ዝፈከረስ ዝወርወረ!

ህግደፍሲ ከዳሚትዶ ገዛኢት? 18 . 12 . 20014፡ 2ይ ክፋል ግደፍ ዝፈከረስ ዝወርወረ! እቲ ኣርእስቲ ከይነውሕ እናተሓሰበ ይቆራረጽ ከምዘሎ ኣብ ግምት ከተእትዉለይ እናተተስፈኹ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ እቲ ድምጺ ኤረና ዘቕረበትልና ዛንታ ናይቲ ንኡስ ፖለቲከኛ ሰሚዕና ብሰበብ ናይቲ ምስጡር ግፋ ከምዝነፍጽ ኢና ተዓዚብና። ግፋ ከኣ ከም ጃምላዊ ሕፍ ሳ መጠን ዓላማኡን ኣተገባብራኡን እንተዘይኮይኑ ኣድላይነቱስ ኣይምተወገዘን። እንተኾነ […]