ጀጋኑ ኣሃዱታት ደሞክራስያዊ ግንባራት ሓድነት ኤርትራን ደሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕርን ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ዕወት ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ፈጺሞም ጀጋኑ ኣሃዱታት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራን ደሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕርን ብ22 ታሕሳስ 2014 ኣብ ሰዓታት ወጋሕታ፡ ኣብ ልዕሊ ናይ ጸላኢ ኣሃዱ ሰለያ ሓባራዊ መጥቃዕቲ ከም ዝፈነው፡ ዜና ዕወት ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ብዝብል ብስም ክልቲኡ ውድባት ዝተዘርገሐ ዜና […]
Eritrean rebels kill 7 intelligence agents
By Tesfa-Alem Tekle December 22, 2014 (ADDIS ABABA) – Two Eritrean rebel groups on Monday said they have killed 7 Eritrean intelligence agents in an attack they jointly carried out on a military camp in the southern part of the country. Eritrea, which borders Sudan and Ethiopia, has been dubbed the North Korea of Africa […]
ዑቕባ ንምሕታት ምስ ሄሊኮፕተሮም ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ሰለስተ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓሰብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝዓለቡ ተረጋጊጹ
Radio Erena: 24 December 2014 ዑቕባ ንምሕታት ምስ ሄሊኮፕተሮም ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ሰለስተ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓርቢ 19 ታሕሳስ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዓሰብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝዓለቡ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እታ ሄሊኮፕተር ኣብ ዓሰብ ሃንደበታዊ ምዕላብ ድሕሪ ምክያዳ፣ ድሕሪ ዝተወሰነ ሰዓታት ናብ ባጽዕ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝገዓዘትን፣ ንጽባሕቱ ቀዳም 20 ታሕሳስ […]
ዜና ዕዉት ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ /ዲ.ው.ዓ.ቀ.ባ/
ጀጋኑ ኣሃዱታት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ን ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕርን /ዲ.ው.ዓ.ቀ.ባ/ ብ22 ታሕሳስ 2014 ኣጋ ወጋሕታ ከባቢ ሰዓት 5፡00 ኣብ ልዕሊ ናይ ጸላኢ ናይ ስለያ ኣሃዱ ሓባራዊ በርቃዊ መጥቃዕቲ ብምፍናው ብዓወት ተጸንቢሎም ብሰላም ናብ ቦትኦም ከም ዝተመልሱ ተፈሊጡ። እዚ ኣብ ከባቢ ማይ ጊኒ ፍሉይ ሽሙ ማይ ምራኻት ኣብ ዝተባህለ ቦታ ኣብ መንጎ ቤት […]
ኣብ ኣመሪካ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ዝጸንሐ ናይ ብሪጣንያ ዜግነት ዘለዎ ኤርትርዊ ሰለስተ ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ። 12/22/2014
እቲ ሃብቶም መርሓይ ዝተባህለ ወዲ 47 ዓመት ኤርትራዊ ምስ ካልኦት ደላሎን ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ሰባትን ብምትሕብባር ንሓያሎ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብመንገዲ ሃገራት ላቲን፡ ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ከምዘእተወ‘ዩ ተኸሲሱ። እቲ ኣብ ዱባይን ካልኦት ሃገራትን እናተንቐሳቐሰ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ክነጥፍ ዝጸንሐ ኤርትራዊ፡ ኣብ ነሓሰ 2013 ኣብ ሞሮኮ ድሕሪ ምትሓዙ ንኣስታት ሸሞንተ ወርሒ ኣብ ሞሮኮ […]
North Korea skipping UN Security Council meeting Associated Press By CARA ANNA 32 minutes ago
By CARA ANNA 32 minutes ago North Korea Refusing to Take Part in U.N. Security Council Meeting After Sony Hack North Korea Refusing to Take Part in U.N. Security Council Meeting After Sony Hack UNITED NATIONS (AP) — An angry North Korea, now on the defensive over a U.S. accusation of hacking, is […]
Thirteen Eritrean Children Gunned Down December 22, 2014 Written by: Gedab News
13 eritreans murdered by government troops Gedab News has received reliable information that 13 children who were escaping from Eritrea were gunned down and thrown in ditches somewhere between Ghindae, Eritrea, and Port Sudan, Sudan. The specific location of their murder is not known. The 13 children were part of a group of 16 children […]
ኤሃባደለ ህጹጽን፣ ሳልስይ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ታሕሳስ 14-19 2014
ኣባላት ባይቶ ትማሊ ሰንበት መብዝሕትኦም ኣትዮም ገለ ዓሰርተ ዝኾኑ ከኣ ሰኑይ ንግሆ ክኣትዉ ምዃኖም ተረጋጊጹ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ካብ ኣዲስ ኣበባ ውጽእ ኣብ ዝበለ ከተማ እዩ ተጋቢኡ ዘሎ። እዚ ድማ ጉዳዩ ብጽሞና ክርኢ ክሕግዞ ኢዩ ተባሂሉ ይእመን። ኣባላት ባይቶ ኣብ መዕረፊኦም ምስ ኣተዉ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ምኽረማእከላት (ኮካስስ) (ዞባ፣ ሲቪክን፣ ውድባትን፣ ወከልቲ ህዝብን፣ ንባይቶ ኣብ ደውታ […]
Omar Jabir: A short profile Passed Away Last night in Melbourne, Australia.
“Born in 1945 in Ali Ghidir near Tessenei where he completed his elementary and middle school grades, Omar Jabir pursued his secondary school classes in a boarding school in Port Sudan, and one year in Khartoum. He completed grade 12 by 1962. During the later part of 1960s and early 1970s, he was a university […]
لبقاء والدوام للـھ الواحد بقلوب ملؤھا الایمان بقضاء الله وقدره الذى لا راد لھ ، تلقینا نبأ رحیل المناضل الجسور الاستاذ / عمر جابر عمر (ابو یحى ) فى ملبورن .
لبقاء والدوام للـھ الواحد بقلوب ملؤھا الایمان بقضاء الله وقدره الذى لا راد لھ ، تلقینا نبأ رحیل المناضل الجسور الاستاذ / عمر جابر عمر (ابو یحى ) فى ملبورن . لقد ترجل فارس القلم الوطنى الرصین ، وعملاق الكلمة الوطنیة الھادفة و مصباح الانارة والتنویر … بعد ان صال وجال فى شتى میادن النضال […]