ኣብ ደምበ ተቓውሞ ሓድሽ ናይ ቃልሲ መንፈስ ይፈጥር ከም ዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ድሕሪ ኣስታት ናይ ሰለስተ ዓመት ዓንቀፍቀፍ ዝበዝሖ ጉዕዞ፡ ካብ 15 ክሳብ 20 ታሕሳስ 2014 ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ ኣባላት ባይቶ፡ ኣብ መድረኽ እቲ ኣኼባ ዝተራእየ ርጉእ ናይ ምቅብባል መንፈስ፡ ጉድለታትካ ኣብ ምልዓል ዝተራእየ ግሉጽነት፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ብናይ ሓባር ስምምዕ ሓድሽ መሪሕነትን ሓድሽ […]
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ርሑስ በዓል ልደት! ንኣመንቲ ክርስትና ህዝበ-ሓበሻ!! 1/6/2015
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ حيدرى – جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ርሑስ በዓል ልደት! ንኣመንቲ ክርስትና ህዝበ-ሓበሻ!! ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ዞና አውሮጳ፡ እንቋዕ ናብ ኩቡር በዓል ልደት በሰላም ኣብጸሓኩም ብምባል፡ ዘለዎ ሰናይ ድልየት ንህዝበ ክርስትያን ብሓፈሻ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ድማ ብሓፈሻ ብፍላይ ዘለዎ ሰናይ መልእኽቱ ከመሓላልፍ ይፈቱ። ከምቲ […]
66 years ago, this day 27 March 1949, Abdul Kadir Kabire, a young brilliant promising Eritrean politician 1/6/2015
66 years ago, this day 27 March 1949, Abdul Kadir Kabire, a young brilliant promising Eritrean politician, a Muslim League representative, was fatally wounded by unionist thugs in the main square in Asmara as he was preparing to leave for New York to attend the UN session on the future of Eritrea. He died two […]
ኣቦወንበር ህዝባዊ ግን ባር ነበር ኣቶ ሮሞዳን ማሓመኑር ናይ ገዛ ኡሱር ኮይኑ 1/6/2015
ኣቦወንበር ህዝባዊ ግብባር ነበር ኣቶ ሮሞዳን ማሓመኑር ናይ ገዛ ኡሱር ኮይኑ ኣብ ዝሓለፈ ቅነ ኣቦ ወንበር ህዝባዊ ግንባር ነበር ኣቶ ሮሞዳን ማሓመኑር እሰያስ በዚ ዝገብሮ ዘሎ ናብውድቀት ዝዓይነቱ ዕልቅልቅ ሓንሳብ ደቂ 60 ናብ ተዓሊም ክትወርዱ ኣለኩም እንተዘይ ወሪድኩም መሻርፍ ንስድራቤትኩም ኣይክዋሃቡን እዮም እንዳበለ ሃገር ብምልእታ ኣብቲ ናይ መወዳእታ ጊዜ ክትነብርን ኣይክትነብርን በጺሓቶ ዘላ ጊዜ ኤሪትራን […]
ሮኬት ናብ ህዋ ክውንጭፍ’የ ትብል ኢትዮጵያ! ሓትም ሮኬት ቅድሚ ምውንጫፋ ሮኬት ቅድሚ ምውንጫፋ ኢትዮጵያ “’ኣልፋ-መለስ’ ንዝተባሃለት ሮኬት ኬሚካል ኣብ ውሽጢ ዓመት ንምውንጫፍ ትቀራረብ ከምዘላ ዋና ኣካያዲ ፕሮጀክት ስራሕ ስይንስ ኤሮስፔስን ኢንጂኔሪንግ ዳይናሚክስ መለስ ገሊፁ። 1/6/2015
Tuesday, January 06, 2015 ሰዓት’ቲ ከባቢ 23:55 Horn of Africa ሮኬት ናብ ህዋ ክውንጭፍ’የ ትብል ኢትዮጵያ! ሓትም Share: ሮኬት ቅድሚ ምውንጫፋ x ሮኬት ቅድሚ ምውንጫፋ 05.01.2015 22:26 ኢትዮጵያ “’ኣልፋ-መለስ’ ንዝተባሃለት ሮኬት ኬሚካል ኣብ ውሽጢ ዓመት ንምውንጫፍ ትቀራረብ ከምዘላ ዋና ኣካያዲ ፕሮጀክት ስራሕ ስይንስ ኤሮስፔስን ኢንጂኔሪንግ ዳይናሚክስ መለስ ገሊፁ። ኣብዚ መደብ እዚ ካብ ደገ ዝመፅእ ፍልጠታዊን […]
Canadian Mining Companies and Corporate Accountability 1/6/2015
Michael Kourabas | Monday January 5th, 2015 | Leave a Comment Canadian multinationals beware: Your home and native land may now be the forum of choice for plaintiffs seeking to bring international human rights lawsuits. In November, Canadian mining firm, Nevsun Resources, was sued in a Vancouver court by three Eritrean refugees alleging that Nevsun “aided, […]
Kenya’s President Visits Home of Eritrean Widow Lwam to Offer His Condolence
Kenya’s President visits home of Lwam Getachew and the Odinga’s www.caperi.com | January 5, 2015 Kenya’s President, Uhuru Kenyatta, has offered his condolences to Fidel Odinga’s widow, Eritrean Lwam Getachew, and his family during a visit to the Odinga residence. Kenyatta also met with Raila and Ida Odinga, the parents of Fidel, expressing his sympathies and condolences. […]
UNHCR Sudan, IOM Sudan, and the Government of Republic of the Sudan፡ protect Eritrean refugees in a severe state of danger!
On Wednesday evening 24th of December 2014 at least 21 Eritreans from the Shegarab-1 refugee camp in the eastern state of Kassala have drowned and at least 8 of them have died trying to cross the Atbara River in Sudan. Although the cause of the accident is under investigation, according to eye-witnesses they were drowned […]
ጀጋኑ ኣሃዱታት ደሞክራስያዊ ግንባራት ሓድነት ኤርትራን ደሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕርን ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ዕወት ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ፈጺሞም 12/24/2014
ጀጋኑ ኣሃዱታት ደሞክራስያዊ ግንባራት ሓድነት ኤርትራን ደሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕርን ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ዕወት ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ፈጺሞም ጀጋኑ ኣሃዱታት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራን ደሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕርን ብ22 ታሕሳስ 2014 ኣብ ሰዓታት ወጋሕታ፡ ኣብ ልዕሊ ናይ ጸላኢ ኣሃዱ ሰለያ ሓባራዊ መጥቃዕቲ ከም ዝፈነው፡ ዜና ዕወት ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ብዝብል ብስም ክልቲኡ ውድባት ዝተዘርገሐ ዜና […]
Eritrean rebels kill 7 intelligence agents
By Tesfa-Alem Tekle December 22, 2014 (ADDIS ABABA) – Two Eritrean rebel groups on Monday said they have killed 7 Eritrean intelligence agents in an attack they jointly carried out on a military camp in the southern part of the country. Eritrea, which borders Sudan and Ethiopia, has been dubbed the North Korea of Africa […]