ጨካን ጉጅለ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ነቲ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ዝጀመሮ ዋኒን ናይ ምፍራስን ምዕናውን ኣባይቲ ደቂ ሃገር ገና ይቕጽሎ ምህላዉ ትከታተልዎ ኣለኹም። ኣረሜናዊ ግፍዓዊ ጉጅለ ህ.ግ.ደ.ፍ. ነታ እንኮ መዕቈቢትን መጽለሊትን ናይ ዜጋታትና ዝዀነት ገዛ ንምፍራስ ዝሃቀኖ ውዲት ምስቲ ብመሰረቱ ካብ ነዊሕ እዋን ዝወጠኖ መደብ ህዝብን ሃገርን ምጽናት ተኣሳሲሩ ዝኸይድ ዕላምዩ። መንእሰያት እናጽነተ ሃገር እናዕነወ ገዛውቲ ምፍራስ […]
ምስጋና By assenna
ምስጋና ገዲም ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ክፍሉ፡ ብ 27 መጋቢት (March 27) 2015 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ግዝኣት ጆርጅያ-ኣትላንታ ድሕሪ ምዕራፉ፡ ብ 08 ሚያዝያ (April 08) 2015 ኣብ ዓዲ-ኳላ፡ ስድራቤቱ፡ ቤተሰቡን ፈተውቱን ኣብ ዝተረኸብዎ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ። ስውእ ተስፋማርያም ወልደማርያም፡ ንዝሓደሮ ሕማም ሕክምናዊ ምክትታል ኣብ ዝገብረሉ ዝነበረ እዋን፡ ብኣካል ካብ ርሑቕን ቀረባን ብምምጻእ፡ ከምኡ`ውን ስልኪ ብምድዋል […]
People are drowning on our doorstep – former PM Lawrence Gonzi calls for fair solution to migration -by Asena news
Former Prime Minister Lawrence Gonzi this morning urged all EU member states to show real solidarity on the issue of migration, helping countries like Malta and Italy, which are facing the brunt of this phenomenon. Speaking at a meeting of the European Parliament’s Civil Liberties, Justice and Home Affairs Committee, Dr Gonzi said Malta […]
400 ሰባት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒሎም By assenna
ካብ ሊብያ ብጀላቡ ናብ ኢጣልያ ክሰግሩ ዝፈተኑ 400 ሰባት ኣብ ማኣከላይ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ካብቲ ሓደጋ ብሂወት ዝደሓኑ ንማሕበር ዘይመንግስታዊ ማሕበር ህጻናት ኣድሕን ሓቢሮም::ኣብዞም ሂወቶም ስኢኖም ዘለው ቆልዓ ሰበይቲ ዝርከብዎም ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ክህልው ከምዝኽእሉ ይግመት::ኣብዚ ሳልስቲ ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ ሰባት እቶም ልዕሊ 5ሽሕ ሰባት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዝበጽሑ ብናይ ሂወት ስርሒት […]
ኣብ ሰንዓ ተዓጊቶም ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ሓገዝ ይሓቱ – by Radio Erena
ኣብ የመን ከተማ ሰንዓ ኣብ ሓደ ቦታ ዝርከቡ ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ስደተኛታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ሓገዝ ይሓቱ ኣለዉ። እቶም ስደተኛታት ኣብ ትሕትቲ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት UNHCR ዝተምዝገቡ እኳ እንተኾኑ፣ እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብቲ ብግዝያውነት ኣዕቑብዎም ዝነበረ ቦታ ብምግዓዙ ኣብዚ እዋን’ዚ ብዘይዝኾነ ረዳኢ ከምለዉ’ዮም ዝሕብሩ። ኣብ ሰንዓ ብዝቕጽል ዘሎ ደብዳብን ግጭት […]
Nigeria abductions: Chibok girls remembered one year on
Ceremonies are being staged around the world to mark one year since more than 200 girls were abducted by Nigerian militant Islamist group Boko Haram. A procession is being held in Nigeria’s capital, Abuja, with 219 girls taking part to represent each missing girl. The abduction of the girls in Chibok in north-eastern Nigeria sparked […]
ኣብ ዓይንኻ ዘሎ በሰር ዘይረኣኻስ ኣብ ልEሊ ዳማትካ
http://sallina.com/data/documents/meliekiti-wegahta-11-04-2015.pdf
How the Ottomans Ruined the 20th Century – by James A Warrner
World War I was only a global conflict when the Ottoman Empire joined the fray. Those consequences—from genocide to new borders—are still felt today. After reading the fascinating initial chapter of Eugene Rogan’s new history of the Ottoman Empire in the First World War, The Fall of the Ottomans: The Great War in the Middle […]
ህግደፍ አብ ኩለን ካልኣይ ደረጃ አብያተ ቤት ትምህርትን ኮሌጃትን ኤርትራ ጎስጓስ የካይድ አሎ By assenna on April 13, 2015
ህግደፍ ብድሕሪ እቲ አብ ዓዲ ቐይሕ ዝገጠሞ ሓያል ናይ ህዝቢ ብፍላይ ናይ ተምሃሮ ተቓውሞ፤ አብ መላእ ሃገር አብ ኩለን ናይ ካልኣይ ደረጃ አብያተ ቤት ትምህርትን ኮሌጃትን ብመንገዲ አዘዝቲ ፓሊስ ጎስጓስ የካይድ አሎ። እቲ ጎስጓስ ንተምሃሮ ምርዓድ ኢዩ። እቲ መንግስቲ አብ ልምዓት ከምዘሎን፤ ነዚ ንምዕንቃፍ ናይ ደገ ተጻብኦታት ስለዘለና መጋበርያ ከይትኾኑ፤ አብ ከምዚ ዝኣመሰለ ነገር ምስታፍ […]
ናይ ዝኽሪ ማዓልቲ፡ Celebrating Life! By assenna on April 13, 2015
http://assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/Tes1.pdf