ካትም ቃል-ኪዳነይ ሂበዮ! By assenna

ካትም ቃል-ኪዳነይ ሂበዮ! By assenna on April 13, 2015 ካትም ቃል-ኪዳነይ ሂበዮ!   ‘እቶም ብቐረባ ርሕቐት ንሰምዖም ዝነበርና ኣራዊት መሮር፡ ማለት ኣዛብእ፡ ብዓውታ ይንቅዉ ስለ ዝነበሩ፡ ከምዛ መጺኦም ብደውና ከለና ጉቡጥ ዘብሉና እናመሰለና፡ ዳርጋ ነፍሲ ወከፍና፡ ምዩቕን ጸጸኒሕካ ንድሕሪት ቁሊሕ ምባልን ኣየቋረጽናን! ‘ንኺድ ደኣ ቀሪብና ኢና! ኣጆኹም!’ እናበለ መራሕ መገዲ፡ ኬድካዮ ዘይውዳእ ጎቦን ስንጭሮን ከጓዕዘና […]

The man who could save Yemen Khaled Bahah’s appointment as vice president is the first step towards a political solution in war-torn Yemen.

 by Gamal Gasim Former Yemeni Prime Minister Khaled Bahah has been appointed as Yemen’s vice president [AFP] Former Yemeni Prime Minister Khaled Bahah’s appointment as vice president on Sunday indicates that Saudi Arabia may have realised President Abd-Rabbu Mansour Hadi is actually part of the problem, rather than the solution. By pressuring Hadi to name a […]

Terrifying New ISIS Video Threatens Attack On American Soil – by ELIZABETH KIEFER

Up to this point, the atrocities of the so-called Islamic State (or ISIS) have been restricted to the territories they control in Iraq and Syria. But, a terrifying new video released this weekend by the terror group calls for supporters to carry out a 9/11 style attack on American soil — warning of “lone wolf” terrorists who may […]

عوناAwna

  أكثر من خمسمائة جندي في معسكر تدريب للحوثيين بعصب يتدرب أكثر من خمسمائة جندي من الحوثيين في معسكر يبعد 7 كيلو عن الميناء الأرتري عصب أقصى جنوب شرق أرتريا و أوضح المصدر المطلع الذي تحدث لوكالة زاجل الأرترية للأنباء ” ” ZENA أوضح أن المعسكر يدرب الحوثيين على المدفعية والتفخيخ بتركيز كبير إلى جانب […]

Around fifty thousand Eritreans are stranded in Yemen Written by: Gedab News

  Over 200,000 African refugees still remain stranded in Yemen, they are predominantly Somalis, Eritreans and Ethiopians. Chinese, Pakistani and Indian ships have evacuated their citizens, and so were the Westerners  evacuated immediately after the war broke. So far, the regional governments have not made an attempt to evacuate their citizens. Somalia is the only […]

ምፍልላይ ህዝቢ ኤርትራ ንስርዓት ኢሳያስ ዕድመ ሂብዎ By assenna

    ስርዓት ኢሳያስ ቃሕ ዝበሎ ስጉምቲ ክወስድ ዝገትኦ ሓይሊ ወይ ዝኽልክሎ ሕጊ ስለዘየለን ዛጊት ነዚ ዘሎ ኣረሜናዊ መንግስቲ ዝብድህ ዝተወደበ ህዝባዊ ተቃውም ስለዘይተመስረተን፡ ስርዓት ኢሳያስ ዘይፈርስ እምባ ኣምሲልዎ ኣሎ።ብርግጽ  ስለያዊ፡ ፖለቲካውን ዲፕሎማስያውን ኣወዳድባ ስርዓት ህግደፍ ኣነኣኢስካ ምርኣይ፡ ንኽውንነት ምኽሓድ’ዩ። ስርዓት ኢሳያስ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕን ተጻባእቱ ንምድቋስን ቢልዮናት ገንዘብ’ዩ ዝስልዕ። ኣብ ርእሲኡ፡ ስርዓት ኢሳያስ ሓቅታት […]

በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ Bay Area Eritreans for Democratic  bayareaedc@gmail.com

    ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ቤይ ኤርያ ካሊፎርንያ ነቲ ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝካየድ ዘሎ ኣረሜናዊ ኣባይቲ ናይ ምዕናው ተግባር ይኹንን እቲ ንህዝብና መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላቱን ሓርነቱን ጊሂሱ ብቑጠባውን ማሕበራውን ሕሰም ዘሳቕዮ ዘሎ ዓመጸኛ ስርዓት፡ ካብ መወዳእታ ወርሒ ዓመተ 2014 ኣትሒዙ ውን ነቲ ዜጋታት ሙሉእ ዕድሚኦም ሰሪሖም ብዘጠራቐምዎ ገንዘባውን ንዋታውን ሃብቲ ዝሃነጽዎ ገዛውቲ ብዘይ ዝኾነ […]

ምስጋና ምሉኣት ስድራቤት

  ምስጋና ገዲም ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ክፍሉ፡ ብ 27 መጋቢት (March 27) 2015 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ግዝኣት ጆርጅያ-ኣትላንታ ድሕሪ ምዕራፉ፡ ብ 08 ሚያዝያ (April 08) 2015 ኣብ ዓዲ-ኳላ፡ ስድራቤቱ፡ ቤተሰቡን ፈተውቱን ኣብ ዝተረኸብዎ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ። ስውእ ተስፋማርያም ወልደማርያም፡ ንዝሓደሮ ሕማም ሕክምናዊ ምክትታል ኣብ ዝገብረሉ ዝነበረ እዋን፡ ብኣካል ካብ ርሑቕን ቀረባን ብምምጻእ፡ ከምኡ’ውን ስልኪ […]

In historic face to face, Obama, Castro vow to turn the page

 PANAMA CITY (AP) — President Barack Obama and Cuba’s Raul Castro sat down together Saturday in the first formal meeting of the two country’s leaders in a half-century, pledging to reach for the kind of peaceful relationship that has eluded their nations for generations.  In a small conference room in a Panama City convention […]

ወዱ ንኢሳይያስ ምስ ኣርባዕተ ርእሱ ካብ ኤርትራ ክሃድም ፈቲኑ

 ኣስመራ፡ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ብሰንኪ’ቲ ንምልካዊ ምሕደርኡ ዝፈታትኑ፡ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዝተኸስቱ ዓበይቲ ተረኽቦታት፥ ኣብ እዚ ዘይበሃል ሃውተታ ኣቲዩ ምህላዎ ተፈሊጡ። እሙናት ምንጭታትና ከም ዝሓበርዎ፡ ወዱ ንመላኺ ኢሳይያስ ብርሃነ ዝተባህለ ከምኡ’ውን ወዳ ነታ ፍልጥቲ ድምጻዊት ኣብረሀት ኣንከረ ( ጓል ኣንከረ) ዝረከብዎም 4 መንእሰያት ናብ ሱዳን ገጾም ክሰግሩ ብሓይልታት ዶብ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ከም ዝተታሕዙ ተፈሊጡ። ናይ ምህዳም […]